United Eritrea Media መግለጺ ሓዘን ሓውናን ብጻይናን ዝዀነ ዑስማን ኣሕመድ ኣባል ምምሕዳር ናይ ኤርትራ ማሕበር ኣካለ ጽጉማን መደበር ከሰላ ሎሚ ዕለት 26-09-2016 ዓ.ም. ብሕማም ምኽንያት ካብዛ ዓለም ብሞት ስለ ዝተፈልየና መሪር ሓዘን እስምዓና። Written by Administrator. Date of post: September 27, 2016. Leave a comment http://gereger.com/data/media/XKstKnAKy.pdf