መጸዋዕታ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀነቫ (Demonstration in Geneva) 6/23/2016

ሃገራዊ ጻዊዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ኣብ ሙሉእ ዓለም ዘለኻ፡

 

ንዳሎ ዶ ኣለና ድምጺ ኽንኮኖ ንህዝብና ? ዝሓዝና ሒዝና ናብ ጀነቭ ንበገስ እዋኑ ሰዓቱ ኣኪሉ ኢዩ

ናይ ተዳሎ ግዝያት  ኣብቂዑ ኣብ ተበገስ በጺሕና ኣሎና እም ሃየ አቲ ዝተጀመረ መንገዲ

ሐርነት ብሓባር ኮይና ድምጽና ንዓለም ነስምዕ።ኩሉ ዘድሊ ሓበሬታ ብዛዕባ መገሻ ናብ ጀነቫ ዝምልከት

ከምዚ ዝስዕብ አዩ።

ቦታ ኣብ ጀነቭ parc des croppettes Rue Baulacre 1202 Geneva

ዕለት 23 ሰነ 2016

ብዳሓን ምጹ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *