ክልንተን ኣብ ደሞክራት ፓርቲ ተወዳዲራ ሎሚ ሕጽይቲ ኮይና ተመራጻ 6/7/2016

ንመጀመርታ ጊዝየ ኣብ ኣመሪካ ኣብ ናይ ደሞክራሲ ፓርቲ ተወዳዲራ ምስ ረፓብሊካን ንፕረሲደንት ህጽይቲ ኮይና ዝተመረጸት ተባዕ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ግብሪ ዘመስከረት ሄለሪ ራድነም ክልንተን ኢያ።ናይ ደቂ ኣንስትዮ ማዕርነት ከኽበር ኣለዎ ኢላ ንውጹዐት ኣሐትና ኣብ ሙሉእ ዓለም ዝርከባ አቲ ዘላዓለ ኣስተዋእጽኦ ኣበርኪታ ኢያ.

Clinton Calls Nomination Historic Moment For Nomnee!!!

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *