ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT
ቃል መሪር ሓዘን زسالة تعصية
ወ/ሮ ፋጥማ መሓመድ ኑረዲን ወላዲቱ ንተጋዳላይ መሓመድ ስዒድ ኢድሪስ መፍለስ፣ ብሓሙስ ዕለት 12 ግንቦት 2016 ኣብ’ታ ዝነብረላ ሃገር ሱዳን፣ ብሞት ካብ’ዛ ዓለም ተፈሊየናና። ብስም ኩሎም ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብሞት ክብርቲ ኣዲና ወ/ሮ ፋጥማ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ብምግላጽ፣ ንብጻይ መሓመድ ስዒድ መፍለስን ንብምሉኣት ስድራ-ቤትን ጽንዓትን ኣኻእሎን ይሃብብኩም ንብል። ንክብርቲ ኣዴና ድማ ረቢ ኣብቲ ሰፊሕ ጀንኡ ይቀበለን።
ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
13 ግንቦት 2016