

ኣናብስ ደቂ ኤረ ኣጆኩም ፡ኺሮስ ጅግና ወዲ ህዝቢ አንቜዕ ሓጎሰካ ኣብ ማእከል እቲ ውጹዕ ህዝብካ ዄንካ በቲ ርሱን ጊዝያዊን እዋናውን ድምጽካ ዘንጎድጉድ መልእክቲ ሓዘል ዝፍኖ ዘሎ ደርፍታትካ ንከታተሎ ኣለና፣ ንመሓውር ህግደፍ ሕቆ ዝሰብር ስርሒት እነሆ ኣብ ተግባር ተምስኪሩ፡መንእሰይ እስራኤል ሓይሊ ሃገር መን ሙካኑ ውን እቲ ውዕሎኩም ኣመስኪሩ እዩ ስለዚ ቀጽልዎ።
ብሰም unitederitreamedia – ከምኡ ውን ብስም እቲ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ከነመስግነካ ንፈቱ!
ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ!
ውድቀት ንጃንዳ ህግደፍ!