ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪ
جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية – حيدرى

ብጻይና ገዲም ተገዳላይ ኣልኣዛር ቀለተ ዘርኤ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ብቀዳም ዕለት 16. 04. 2016 ብምዕራፉ ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ እቲ ኹሉ ዘይሰኣኖ ኣምላኽ ንተጋዳላይ ኣልኣዛር ቀለተ ኣብ መንግሰተ ሰማያዩ ክቅበሎ፡ ንክቡራት ተጋደልቲ ስድራቤቱን ብጾቱን ከኣ ጽንዓት ክህቦም እንዳተተምነና ናይዚ መሪር ሓዘን ተካፈልቲ ምኻና ንገልጽ።
ደጊምና ኣምላኽ ብምሕረቱ ኣብ ትሕቲ ጽላሉ ይቀበሎ!!
ንዝሓለፉ መንግስተ-ሰማይ ንዝተረፉ ደበስ ኢዮብ ይደብሶም!!
ግንባር ሃገርዊ ድሕነት ኤርትራ- ሕድሪ ዞባ አውሮጳ
21.04.2016