![]()
ኣባላት ተሓጋገዝቲ ኣሳናዳኢት ሽማግለ ዞባ ምዕራብ አብ ኣመሪካ በይ ኤርያ ጨንፈር ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ኣኼባ ኣካይዳ ኣብዚ ኣኼባ ዘካየደቶ ዝሰርሓቶ ስራሕ ነብሳ መቂላ ንምዕራብ ዞቦ ኣመርካ ነዚ ካላኣይ ሃገራዊ ባይቶ ሰብ ከይተርፈና ኢላ ናይ ስራሕ ተሓታትነት ክህሉ ምእንቲ ንዞባ ምዕራብ ከምቲ ዝበጻሕናዮ ዝድለ ኣብ ኩሉ ምዕራብ ዞባ ኣመሪካ ኣባላት ባይቶ መንጸፍ ናይ ስርርዕ ስለ ዘየካየዱ ነዚ ባይቶ ሓስዮሞ ትራሕ ዘይኮኑስ ሕሳቦም ኣምሪሖም ንኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ኣብ ነገር ሸሚሞ ንባይቶ ስርሑ ከይሰርሕ ኣብ ደውታ ክም ዘእተውዎ መዝና።
እዚ ጥራሕ ምዓስ ኮይኑ ገይሮም ነቲ ህዝቢ ሓደራ ኢሉ ሓላፍነት ዝሓቦም ሓላፍነት ከይ ዓጠጦም ንሕና ንጉባኤ ኣይንሳተፍን ኢሎም ኣስማቶም ጠቂሶም ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ዘርጊሕም።
ኣዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ ሓደ ካብኣቶም ኢሳቕ ሕደጎ ኣብ ኣኼባ ተረኺቡ ነቲ ኣኼባ ማኣዙኑ ቀይሩ ናብ ኮለል ከእትወና ፈቲኑ ዘቕሮቦ ምኽኒት ባይቶ ካብ ሕጊ ወጻኢ ኢዩ ዝሰርሕ ዘሎ ብዝብል ኢዩ ነይሩ። እንተኾነ ተሓጋጋዚት ኣሳናዳኢት ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ብሕጊ ዓንቀጽ ብዓንቀጽ ኣብዚ ቕድሚ ህዝቢ ንካታዕ ሕጊ እኖሆ ምሳና ምስ ተባህለ ግን ክምልስ ኣይ ካኣለን ኣፉ ሒዙ ጥም ኢዩ ዝበለ።
ብዝኽነ ኣባልት ተሓጋገዝቲ ኣስናዳኢት ሽማግለ ስርሓምን ጎስጓሶምን በዚ ኣይ ተቆጸየን ጎስግጓሶም ቀጸሉ ካብ ኣኸባ ኣባላት $850፡00 (ሾሞንተ ሚእትን ሓሙሳን) ዶላር ከፊሎም ርሲድ ውን ተዋኢቦም።
ኣብ መሰረታት ናይ ባይቶ ናይ ሰምየን ኣመሪካ (ከንሰርን ጉርብ) ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዝውፈ ዘሎ ዶላራት ተባዕ ኤርትራዊ ኒሕ በስማቶም ከይትረፈ ዘወፈይዎ ዝተዋጼ ገንዘብ ብዝርዝር ኣስማት ከይ ተረፈ ብግልጽነት ዘወፈዩዎ ገንዘብ ንመታባብዒ ነቲ ኣኼበኛ ተገልጹሎም ኣብ ባይታ ብግብሪ ዝቃለሱ ንኣብነት ካብቲ ወፈያታት ሽሕን ሽዱሽተ ሚእትን ($1600፡00) ደላር ዝሃበ ሽሕን ሓሙሽተ ሚእትን ($1500፡00)ዶላራት ዝሃበ በቢ ሓሙሽተ ሚእቲ ($500፡00) ዶላራት ዝሃቡን ዝሃባን፤ በቢ ብሰለስተ ሚእትን ዶላራት ($300፡00) ዝሃባን ዝቡን ተገልጹ ን ኻላኣይ መስርሕ ጉባኤኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞኩራስያዊ ለውጢ ንምዕዋት ሓቢርና ንስራሕ ክትብል ተሓጋገዚት ኣሳናዳኢት ሽማግለ ኣኪባኣ በዚ ደምዲማ
ጽሟቕ ኣኼባአሓጋገዚ ኣሳናዳኢት ሽማግለ ነዚ ይመስል ነይሩ።
ዓወት ንውጹዕ ህዝብና
ዓወት ንኻላኣይ መስርሕ ግባኤ ባይቶና
ውድቀት ንኽሉ ማሕለኻታት ውዲት