Berhe Ogbazghi
ኣቦ ወምበር ተጋድሎ ሐርነት ኤረትራ ተጋዳላይ ሑሰን ከሊፋን ኣባል ፈጻሚት ሽማግለ ተጋዳላይ ዓብዱላሂ ሐምዶይን ብሐይልታት ጸጥታ ሱዳን ተኣሲሮም ኣለዉ» ንማእሰርቲ ጥራይ ዘይኮነስ ምእንቲ ህዝቦም ክስዉኡ ውን ድሉዋት እዮም» ሑሰን ዓብዱላሂን ተኣሲሮም ተ.ሐ.ኤ ሞይታ ማለት ኣኮነን ፡ተካእቲ ኣለዉዎም»