Stop deportations 150 ኤርትራውያን ቱርኪ ክትሰጎም ሙኻና ይንገር ኣሎ ኩልኻ በብኽእለትካ ነዞም ኣሕዋት ንሐግዞም።

ኣብ ቱርኪ ንነዊሕ ኣዋርሕ ብዘይ ገበን ተኣሲሮም ዘሎው ቡዙሓት። ኤርትርውያን ድምጺ ኩልና የድልዮም ኣሎ በብዓቕምና ንሓግዞም።

الكثير ممن احتُجزوا في تركيا لعدة أشهر دون جريمة. الإريتريون يحتاجون إلى صوتنا جميعًا.

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *