ዘሰንብድ ቪድዮ፡ ናይ ፓሊስ ሐበሬታ ኤርትራውያን ባንዴራን ‘ሽጉጥን’ ሒዞም ኣብ ህቡብ ሮዝቤሪ ታፒን ዝባሀል ቦታ ተታሒዞም

Video circulating on social media appeared to show a group of men including one holding a large firearm and others waving flags, including two which appear to that of Eritrea. <i>(Image: FACEBOOK)</i>

ኣብ ዝሐለፈ ሰሙን ሰባት ባንዴራታትን መዳፍዕ ዝመስል ዝለበሱ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ግዜ ምሳሕ ናብ ሮዝቤሪ ቶፒንግ ክድይቡ ከለዉ፡ ብምራኣዮም ሰምብዶም

ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝዘዋወር ቪድዮ፡ ሓደ ዓቢ ብረት ዝሓዘን ካልኦት ድማ ናይ ኤርትራ ዝመስላ ባንዴራታት ዘወዛወዙን ሓዊሱ ጉጅለ ደቂ ተባዕትዮ ዘርኢ ይመስል።

ኣብቲ ኣብ ወሰን ቲሳይድን ኖርዝ ዮርክሻየርን ዝርከብ ህቡብ ቦታ ሰንበት (23 ሰነ) ሰዓት 1 ድሕሪ ቀትሪ እዩ ኣጋጢሙ።

ፖሊስ ብዝተጨነቑ ተጓዓዝቲ ተጸዊዖም እቲ ኣጽዋር ናይ ሓሶት ኮይኑ ረኺቦሞ።

ፓሊስ ነቲ ናይ ሐሶት ብረት ብምምንዛዕ እቶም ሰባት “ክድገም ከምዘይብሉ ” መጠንቀቅታ ተዋሂብዎም።

ወሃቢ ቃል ፖሊስ ክሊቭላንድ፡ “ሎሚ ከባቢ ሰዓት ሓደ ድሕሪ ቀትሪ፡ ፖሊስ ክሊቭላንድ ኣብ ሮዝቤሪ ቶፒንግ ተረኺቦም፡ ድሕሪ ጸብጻባት ደቂ ተባዕትዮ ኣጽዋር ከም ዝሓዙ ዝእመኑ። ነቲ ጉጅለ ዘርኢ ቪድዮ እውን ብኢንተርነት ከምዝተዘርግሐ ይእመን።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *