
According to the media reports, the Eritrean ambassador to Switzerland has resigned and is hopping for asylum in Switzerland .The local authorities do not comment on this facts.
ብመራኸቢ ብዙሓን እተዋህበ ጸብጻብ ከም ዚሕብሮ ኣብ ስዊዘርላንድ ዚነብር ኣምባሳደር ኤርትራ ኻብ ስራሑ ወጺኡ ኣብ ስዊዘርላንድ ዕቝባ ንምርካብ ተስፋ ገይሩ ኣሎ ። ሰበ – ስልጣን እቲ ኸባቢ ብዛዕባ እዚ ጕዳይ እዚ ሓሳብ ኣይህቡን ዘለዉ።ኣደም ድሕሪ ናይ ኣሳልም ምሕታቱ ኣበይ ከምዘሎ ኣይተፈልጠን ተሐቢኡ ምህላዉ ይንገር ፡ኢዱ መሃብ ናብ ስዊዝዘርላንድ ብዛዕባ ዝኸይድ ዘሎ ናይ መንግስቲ ዘጋጥሞ ዘሎ ኣብ ወጻኢ ዘይኮነስ ዝገደደ ብልሽውና ኣብቲ ምሕደራ ህግደፍ ስለ ዝሎ ነብሱ ከውጽእ ካብቲ ናይ ገንዘብ ምዝውዋርን ደቂሰባት ብዘይ ሕጊ ብሐሶት መሳሪሒ እቲ ስርዓት ንሙኻን ብልሽውና ናይ ፎርጅት ወርቃቅቲ ምስላጥ ዛኣመሰለ ዘይሕጋዊ ኣሰራርሐ ስለ ዝሎ ኣቀዲሙ ይሀድም ኣሎ ተወሳኺ ሐበሬታ ውን ነቲ ናይ ስደተኛታት ገንዘብ ካብ መንግስቲ ስዊዝ ዝረኽቡዎ ኣብቲ ኣምባሲ ከምዝሕባእ ካቡኡ ኻኣ እቲ ገንዘብ ናብቲ ሽፍታ መንግስቲ ከምዝለኣኽ ይሕብር።ካብ ውሽጢ እሙን ሰብ ዝሐበሮ ሽሙ ኻኣ ኣርጋኣወር ዠኢቱኡንግ (An inside told the “Argauer Zeitung”)
ኣብዚ ዝሐለፈ ሰሙን ኣብ ዙሪክ ዝተኻየደ ብርጌድ ንሐመዱ ምስ ደገፍቲ ሽፍታ መንግስቲ 12 ሰባት ክቆስሉ ከለዉ 3 ኤርትራውያን ከምዝተኣሰሩ ካኣ ይግለጽ።