
ካብ ናይ ኤርትራውያን ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያናት ዝመጽእ ዘሎ ውሽጣዊ ኣብ ሐበሬታ LA ሎሳንጀለስ
ሕጹጽ ኣኼባ ይጽዉዑ ንኹሉ ኣባል እዚ ኻኣ ናይ ምፍርራሕን ናይ ገንዘብ ኢኩዲ ካብ ቤተክርስትያን ኣውጺኦም ንመንግስቲ ምሕጋዝ’ዩ ካቡኡ ተሪፉ ብመንግስቲ ዝወጸ መግለጺ ኣላና ኢሎም ንኹሉ ኣባላቶም ህጹጽ ናይ ዕድመ መጸዋዕታ ተገሩሎም ኣሎ፡
ተመሳሳሊ ውን ኣብ ካለኦት ቦታታት እዚ ዝመስል ምቅይያራት ይረኤ ኣሎ ከምቲ ኣባላት ሂዩስተን ተክሳስ ዝብሉዎ ዘለዉ ኣንዳ ኢየሱስ ዝበሃል ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ውን ሐደስቲ ኣባላት ብምምራጽ ነቲ ነባር ኣባል ኣልዮም ምስቲ ምሶኦም ዝሰማማዕ ሰባት መሪጾም ነዛ ቤተክርስትያን ብሙሉእ ገንዘብ ክፉል ኢዩ ዝኽፈል የብሎምን ።ሕጂ ዘድልዮም ዘሎ ገንዘብ ካቡኡ ኣውጺኻ ንመንግስቲ ምስዳድ ኢዩ፡እቲ ዝገርም ኻኣ ካብቶ ኣብዚ ሐዲሽ ኣባል ኮይኖም ዝዋሱኡ ዘለዉ ናይ ኦርቶዶጽ ኣባላት ዘይኮኑ ገሊኦም ከንሻ ሃይማኖቶም ዝነበሩ ይርከቡዎም።እዚ ካብ እሙናት ውሽጣዊ ኣባላት ዝሀቡና ሐብሬታ ኢዩ
ከምቲ ሐብሬታ ዝሀቡና ቀሺ ኣብራሀም ካብቶ ዕሉላት ናይ ህግደፍ ካድር ሙኻኑ ሐቢሮምና ነዚ ዝተሰረተ ቤትክርስትያን ውን ፋሕ ብትን ዘእተወላ ህዝቢ ውን ዝበተነ ብዘይ ድልየቱ ካልእ ኣማራጺ ሀሰስ ኢሉ ናቶም ቤተክርስትያን ከምዘስርሑ ይሕቡሩ።ሰለዚ ሕጂ ውን ፍትሒ ን ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኤርትራ ብሐብራ እንዳበልና ነዚ ዝሀብና እሙን ሐብሪታና ኣብዝ ቅጽል የራኽበና።እዚ ጉዳይ ቀሊል ኣይኮነን ንመንግስቲ ኣመሪካ ኤፍ ቢ ኣይ (USA HOMELAND SECURITY AND FBI )must notify.
እዞም ሰባት እዚኦም ኣብ ፍርዲ ናይ ምብጻሕ ነፍስወከፍ ናይቶም ኣባላት ሐላፍነት ኮይኑ እምቢ ንምልኪ ኢልኩም ኣድኩም ሐፍ ኣብሉ።
ፍትሒ ንህዝቢ ኤርትራ።
UNITED ERITREA MEDIA.