ፕራይም ሚንስተር ሃምዶክ ንስማንታ ፓወር ናይ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ልእኽቲ ፡ኣቅባብሉኡ ከምዚ ይብል “ናብታ ሓዳስ ሱዳን ሓንጐፋይ ኢለ ክቕበለኩም ብምኽኣለይ ባህ ኢዩ ዝብለኒ” ብምባል ብውዕዉዕ ስምዒት ገለጹ። ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ነቲ “ናጽነት ሰላም ፍትሒ” ዚብል ጭርሖ ኣብ ምብጻሕ ንመንግስቲ ብኸመይ ክትድግፎ ኸም እትኽእል ተመያየጥና። ኣብ ዲሞክራሲ ሱዳንን ኣብ ርክባት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ሱዳንን ኣሳልጦ ንምርካብ ብሐደ ክንሰርሕ ኣለና ይብሉ።