መጣሌዒ ካርታ ኢሰያስ ኣብ ቐርኒ ኣፍሪቓ። ውርዯት ኢሰያስን ዶክ – ኣቢን።

ብዕለት 20/ መጋቢት / 2021 –ኣብ ግዛ ፕረሲዯንት ዑመር ኣሌበሽር ኣብ ስሌጣን ዜነበረለ ግዛ ወሰንቲ ዜነበሩ (2) ስበ ስሌጣናት ካብ ወጻኢ ሃገራት ንኤርትራ ከምዜኣተዉ ተረጋጊጹ ኣል። እቲ ሓዯ መሓመድ ጣህር ኣይሊ(Mohamed Tahir Eila) ይበሃሌ። እቲ ካሌኣይ ድማ ሓዯ ካብ ሊዕሇዎት ኣባሊት ጸጥታ ከምዜነበረ ዋሊ እንተተፈሌጠ፡ እቲ ሓቐኛ ሽሙ ግና ንግዙኡ ኣይተሓበረን።  ኢሰያ ንዝባ ቐርኒ ኣፍሪቓን ንምሕማስ ክጻወተለ ዜጸንሔ መጣሌዒ ካርታ እንዯገና ብካሌእ መሌክዑ የሓድሶ ከም዗ል ይግሇጽ። ን዗ይርጉእ ፖሇቲካዊ ሃዋሁው ሱዲን ንምብራዕ እዉን፡ ነዝም 2- ሱዲናውያን ካብ ወጻኢ ሃገራት ኤርትራ ክኣትዉ ኣፍቒደልም። ንሳቶም ድማ ምስ ኢሰያስ፡ ምስ ሓሇፍቲ ሃገራዊ ድሕነትን ምስ ቤት ጽሕፈት ህግዯፍ ኣብ ኣስመራ (2) ክሌተ መዓሌቲ ዜወድኤ ሚስጥራዊ ርክባት ኣካይዶም። ንሳቶም ዗ድሌዮም ጉዲይ ወዱኦም ድማ ንደባይ ከም዗ምርሑ ኣረጋጊጾም ምንጭታትና።  ኣብ ኤርትራ ዓስኪሮም ዗ሇዉ ተቛወምቲ ሱዲን፡ ምንቕስቕስቓስ ሕዲርብ (ሃዯንደዋ) ብፍሊይ ኣብቲ ርክባት ምንባሩ ይፍሇጥ።  ምኽንያቱ መሓመድ ጣህር ኣይሊ ብሄረ ሕዲርብ (ሃዯንደዋ) እዩ። ንሱ ኣብ ግዛ ዑመር ኣሌበሽር ኣብ በበይኑ (ኣውራጃታት) ዉሊየት ኣምሓዲሪ ነይሩ። ንሱ ኣብ ውሊየት ፖርት – ሱዲን፡ ዉሊየት መዯኒ (ኣሌጀዙራ) ኣምሓዲሪ ኣብ ዜነበረለ እዋን ድማ፡ ምስ ኢሰያስ ናይ ቐረባ ርክብ ካብ ዜነበሮም ሰብ ስሌጣናት ሱዲን ሓዯ ምንባሩ መጽናዕታዊ ጸብጻብ ዜሕብሮ እዩ። ምኽንያቱ ኢሰያስ ኣብ ሞንጎ ብሄረ ሃዯንድዋን ኣብ ሞንጎ ቢንዓምር ኣብ ሱዲን ዓላታዊ ግጭት ኣብ ዗ባርዓለ እዋን፡ ኣቀዱሙ ኣምሓዲሪ ኣውራጃ ዜነበረ መሓመድ ጣህር ድማ ነቲ ዓላታዊ ግጭት ንምስዋር ኢድ ከምዜነበሮ ብሚድያ ሱዲን ተቓሉሑ እዩ።  ኢሰያስ ናይ ካሌእ ሃገር ተቛዉሞ ኣብ ኤርትራ መዓስከር ሂቡ የዕጥቖም የሰሌጥኖም። ወትሃዯራውን ፖሇቲካውን ጸቕጢ ከዕብዩ መሌሚለ ንሱዲን ኣብ ቕሌውሊው ምእታው ክሰርሓለ ከምዜጸንሔ ብግብሪ ዜተረጋገጸ ታሪኻዊ ሓቒ’ዩ። እንዯገና ተጠውዩ ድማ ከም ዓራቓይ ኮይኑ ስሇዜቕረብ ድማ፡ ንተቛወምቲ ሱዲን ናብ ስምምዕ ከምዜኣትዉ ይገብር። ንኣብነት ሓርነታዊ ምንቕስቓስ ዯቡብ ሱዲን SPLA ቕድም ብዶክተር ጆን ጋራንግ ይምራሕ ነይሩ፡ ድሕሪ ሞቱ ዜተክኦ ድማ እዙ ሕጂ ፕረሲዯንት ኮይኑ ዗ል ስሊቫኬር ኣብ ኤርትራ ነይሮም። ኣብ 2005 ምስ ሱዲን ስምምዕ ገይሮም ፖሇቲካዊ ስሌጣን ተማቓሪሖም፡ ኣብ 2011 ድማ ህዜቢ ዯቡብ ሱዲን ብረፈረንደም ክውሰን ተሰማሚዖም። ስሇዙ ብድምጺ ህዜቦም ናጽነቶም ኣዊጆም ድማ ከም ሃገር ካብ ሱዲን ተፈሌዮም።  ኣብ ምብራቓዊ ሱዲን ዜነበሩ ተቛወምቲ ከም ምንቕስቓስ ራሻይዲ ሱዲን፡ ምንቕስቓስ ብሄረ ሕዲርብ (ሃዯንደዋ) ዜጽውዑ፡ ኢሰያስ ካብ ዜሓቖፎም ዗ሰሌጠኖም ዜመወልም እዮም። ኣብ 2006 ድማ ኢሰያስ ምስ መንግስቲ ሱዲን ከምዜተዓረቑ ገይሩ። ኣብ ወትሃዯራዊ ጸጥታውን ካሌእ ሚኒስትሪታት ቦታ ክወሃቦ ናይ ስሌጣን ምምቕራሕ ክገብሩ ኣብ ስምምዕ ክበጽሑ ከትዓርቖም ተራእዩ። ገሇ ካብ ተቛወምቲ ምንቕስቕስቓስ ብሄረ ሕዲርብ (ሃዯንደዋ) ግና ኣብ ሌዕሉ ሱዲን እምነት የብሌናን ኢልም ኣብቲ ዕርቒ ኣይተኻፈለን። ካብቶም ብዕርቒ ዜኣተዉ እዉን እንተኾነ ዕግበት ስሇ዗ይብልም ኣንጻር ሱዲን ናይ ተቛዉሞ ቓሌሲ ክቕጽለ ንኢሰያስ ሓቲቶሙዎ። ንሱ ንሱዲን ጂሆ ዜገብር ዜባራዕ ፈንጂ ምትካሌ ኩለ ግዛ ካብ ዜሰርሓለ ቐንዱ ተግባሩ ስሇዜኾነ ድማ፡ ንምንቕስቓስ ሕዲርብ ንኤርትራ ኣትዮም ኣብ ዝባ ጋሽ ባርካ መዓስከር ከምዜሃቦም ብዘሕ ሰብ ዜርእዮን ዗ረጋግጾን ጉዲይ’ዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *