ኣገዳሲ ሐቤሬታ

ሰላም ንኹሉኹም ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ቫንኩቨር ብትሕትና ናብ ህዝባዊ ሰሚናር ይዕድመኩም።መሪሕነት እንመርጸሉን ጸብጻባት እነቅርበሉን ከምኡ’ውን ምምይያጥ እነካይደሉን ስለዝኾነ ኩሉኹም ነዚ መልእኽቲ ኣብ ምክፍፋል
ተሐባበሩና።
ዕለት ሰነ 15,2019
ሰዓት ካብ ሰዓት 2-5 ድሕሪ ቀትሪ ኢዩ
ኣድራሻ 6659 ባልሞራል ስትሪት(balmoral st)
ንኹሉ ብሃገሩ ዝግደስ ማዕጾ ኩፉት ኢዩ
ብደሐን ምጹ።
Eritrean for justice in Vancuover are cordially inviting you to a public seminar.we will be electing our representative,report,and we will have discussion.Please share it to all friends and family
members.
date june 15 2019 from 2pm-5pm
Address 6656 Balmoral st Barnaby
All are welcome