

ናይ ስዑዲ ፕሪንስ ሙሐመድ ቢን ሳልማን ብቕትለት ጆርናሊስት ጀማል ካሾጊ ብሑቡራት ኣመሪካ ናይ እገዳ መቅጻዕቲ ክግበረሉ ሙካኑ ይግለጽ፡ብተወሳኺ ኣብ የመን ኢሰባኣዊ ዝኾነ ደብዳብ ኣብ ርእሲ ህጻውንቲ ዘካይዶ ዘሎ ህልቂት ኣብ ግምት ብምእታው ብመትከል ከምትኹንኖ ይሕብሩ።እዚ ጉዳይ እዚ ን ኤርትራ ይጸልዋ ዶ እንተበልና እወ ናይ ሱዑዲ ነፈርቲ ውግእ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምህላወን ካቡኡ ተበጊሰን ውን ደብዳብ ናብ ህዝቢ የመን ይፍጽማ ምህላወን ናይ ኣመሪካ ዜናታት ይገልጻ።ሱዑዲ ዐረብ ን ኣመሪካ ሐገዝ ናይ ቤንዚን ዝመላኣ ኣብ ደብዳብ ግዜ ምስ ሐተተት ኣብዚ ሰዓት እዚ ሐገዝ ከምዘይ ገብር መልሲ ሂቡዎ። ጉጅለ ህግደፍ ግን ንህዝብና ጹቡቅን ቅሳነትን ስለ ዘይምነ እነሄለ ን ኤርትራ ኣብ መቃቅሮ ከምታኣቱ ጌሩዋ ይርከብ ።ኤርትራ ንባዕዳውያን ሃገራት ን ደስ ዝበሎ ይዕድላ ምህላዉ ንጉሆ ንጉሆ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ክዋገ ንርእዮን ንሰሞዖን ዘለና ሐቂ ኢዩ።ኣብ መጨረሽታ ግን መን ኢዩ ነዚ ኹሉ ዘንጸላሉወና ዘሎ ሽግር ዝኸፍሎ ኣንታ ደጋፊ ህግደፍ ኣይትተሃመል፡እገዳ ወሪዱ እንዳበልካ ሕጂ ውን ኣብ እገዳ ከይታኣቱ ኣስተብህል፡ሳዕስዒት ጠጠው ኣቢልካ ሕሰብ ተመራመር።
US ends aircraft refuelling support in Yemen war as pressure builds on Saudi Arabia።

UN REPORT: UAE, SAUDI USING ERITREAN LAND, SEA, AIRSPACE AND, POSSIBLY, ERITREAN TROOPS IN YEMEN BATTLE
