1 killed, 8 arrested in Eritrean brawl in south Tel Aviv ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ብዘጋጠመ ባእሲ ኤርትራ 1 ተቐቲሎም 8 ተኣሲሮም

ኣብ ደቡባዊ ተልኣቪቭ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ስርዓትን ጸረ-ስርዓትን ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝተፈጥረ ባእሲ፡ ሓደ ብኸቢድ ዝቖሰለ ሰብ ሞይቱ ሸሞንተ ድማ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተዉ ፖሊስ ገሊጹ።

ፖሊስ፡ ነቲ ባእሲ ንምብታን፡ ናይ ህዝቢ ምብታን ኣገባብ ከምዝተጠቕሙን፡ ሓደ ውልቀሰብ ከምዝሞተን ካልእ ድማ ብኸቢድ ከምዝቖሰለን፡ ኣብ ሆስፒታል ከምዝኣተወን ይገልጽ።

ከምዚ ዝኣመሰለ ኣብ መንጎ ተጻረርቲ ጉጅለታት ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዝፍጸም ዓመጽ ኣብ ደቡብ ተልኣቪቭ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ተራእዩ እዩ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *