ኤምባሲ ቻይና ንዚጋታቱን ኻልኦት ዜጋታት ኢትዮጵያ ድማ ጥንቁቓት ክዀኑን ብዛዕባ ድሕንነት መጠንቀቕታ ኽህቡን ኣጠንቀቖም

The conflict in Oromia poses a threat to the stability of Ethiopia. File photo: Reuters
China ethiopia flag hi-res stock photography and images - Alamy

ኣብ ሰሜናዊ ኦሮሚያ እትርከብ ከተማ ጌብረ ጉራቻ ዚነብሩ ትሽዓተ ቻይናውያን ኣብ ናይ ስሚንቶ ካምፓኒ ዝሰርሑ ሰኑይ ምሸት ብዕጡቓት ኣብ ዞባ ኦሮሚያ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ወሪድዎም ሓደ ካባኣቶም ብተኲሲ ኸም እተቐትለ ኣብ ኢትዮጵያ ዚርከብ ኤምባሲ ቻይና ሰሉስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ሁቡ።በዚ ኣጋጣሚ ነቶም ገበነኛታት ኣየለለይዎምን ።
ኣፈኛ ሚኒስትሪ ወጻኢ ኢትዮጵያ ብኡንብኡ ሓሳብ ኪህብ ኣይከኣለን ።
ኣብ ዝሐለፈ ሰሙን ዕጡቃት ኦሮምያ ንሐያሎ ተወለድቲ ናይጀርያ ከምዝጨወዩ ይሕበር ድሕሪ ቁሩብ እዋን ግን ከምዝሰደዱዎም ግሊጾም።

ኤምባሲ ቻይና ኣስዕብ ኣቢሉ ኣብ መንጎ ኦሮሚያን ካልኦት ሃገራትን ዘሎ ዶብ ብተደጋጋሚ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ጭውያ ከምኡውን ዘረፋ ስለ ዝረኣየ ንድሕንነት ኣዝዩ ሓደገኛ ምዃኑ ገለጸ።
ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ናይ ሕድሕድ ጎነጽ ቐቢላታት እቲ ዝዓበየ ሽግር ፕራይም ሚንስተር ተወላዲ ኦሮሞ-ኣምሃራ ስለ ዝዀነ ብ2018 ኣቢይ ኣሐምድ ስልጣን ንኪሕዝ ምስ ሓገዝዎ ህይወቶም ኪመሓየሽ ተስፋ ገይሮም ነይሮም። ይኹን እምበር ብዙሓት ብኣቢ ኣሐመድ ምሕደራ ዘይምዕሩይ ሙኻኑ እነሆ ኢትዮጵያ ፋሕ ፋሕ ኢላ ኣብ ውግእ ሕድሕድ ተጸሚዶም ይርከቡ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *