ዲክታቶር ኢሰያስ ንምንታይ ናብ ግብጺ ገይሽሁ UEM.

President Isaias Afwerki left for Saudi Arabia in the afternoon hours of today, 15 September.

ካብቲ ንዕዘቦ ዘለና ኢሰያስ ኣብዚ እዋን ኢትዮጵያን ሱዳንን ግብጽን ዘሎ ጎነጽ ናይ ፈለግ ናይል ግርጭት ፍታሕ ከምጽእ ኢዱ የእቱ ምህላዉ ንርኢ ኣለና።ኣብ ዝሐለፈ ናብ ሰዳን ገይሽሁ ከምዝነበረ ይፍለጥ ኣብዚ ግዝየ ግን ከም ኣመሉ ኢሰያስ ንሰላም ክብትን እምበር ንሽግር ክፈትሕ ከምዘይኮነ በዚ ኣጋጣሚ በታኒ እምበር ዓራቒ ከምዘይኮነ ኩሉ ሰብ ዝርዶኦ ኢዩ ፡ ሕጂውን ናብ ግብጺ ምጋሹ ናይ ኣለኩ ኪብል ዝገሾ ዘሎ ባዶ ኣርእስቲ ንዕዘብ ኣለና፡ስለዚ ኢሰያስ ን 30 ዓመት ንህዝቡን ሃገሩን ዝረመሰ ዕሉል ውልቀመላኺ ብኸመይ መገዲ ፍታሕ ከምጽእ ይኽእል፡ህዝብና ብሰንኪ ኮሮና ኣብ ገዛ ተዓጽዩ ብጥምየት ይሞቱ ምህላዎም ምንጭታት ይገልጹ ኣለዉ።ነዚ ክንዲ ጎቦ ጸገማት ህዝቡ ረጊጹ ኣብ ርእሲ ህዝብና የሽካዕልል ምህላዉ ኢዩ።

unitederitreamedia.

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *