መግለጺ ሐዘን ካብ ገብረሂወት ኣቡ ዓሸርራ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ

ዘሕዝን ኣሰንባድን ሃደበታዊ ሞት መንእሰይ ሳሚኤል ግርማይ ወዱ ንግርማይ ቀድሺ ኣዚና ሰንቢድናን ደንግጽናን ንመንእሰይ ሳሚኤል ግርማይ ቀሺ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ንብጻይናን መቓልስትናን ግርማይ ቀሺ ካኣም ብዓልቲቢቱን ስድራቤቱን ኩሎም መቕርቡን ጽንዓት ይሃብኩም እናበልና ብሽም ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ናይ ሓዘንኩም ተኻፈልቲ ምኹዋና ንገልጽ።

 

Image may contain: 1 person, smiling, flowerNo photo description available.

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *