ኣብ ካሊፎርናይ ዝርከቡ ግዱሳት ኤርትራውያን ሐባራዊ ኣኼባ ኣካይዶም።

ኣብ ዝሐለፈ ሰሙን ተቀማጦ ካሊፎርናይ ኦራንጅ ካውንትን ሳንበርናንዲኖ ከባቢኡ ዝቅመጡ ኤርትራውያን መንእሰያትን ኣቦታትን ናይ ህግደፍ ደገፍትን ተቃወምትን ናይ ሐባር ኣኼባ ተሳቲፎም ፡ምንጭታትና ከምዝሐበሩና ኣብዚ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ ሰላም  ንህዝቢ ዝውክል ከምዘይኮነ፡ ንሉኡላውነት ኤርትራ ዘድፍር ሙኻኑ ተገንዚቦም ንሙኹናንን ናይ ኢሰያስ ሽርሒን ጥልመትን ዝተረዶኦም ኣሕዋትና ፡ ኤርትራ በደም እምበር ብትካቦ ኣይመጸትን ብዝሐለፈ ተመኩሮና ንመሃር ሕጂ ግን ይኣክል ንብለካ ዝብል መልእኽቶም ኣመሐላሊፎም። ኣኼበኛታት መብዛሕቶም ንህዝቢ ኤርትራ ይቕረ በለልና ንሕና ኢና በዲልናካ ነዚ መንግስቲ ክንሕብሕብ ብምጽናሕና እሞ ካብ ሕጂ ንንየው ግን ኩልና ሐድነትና ኣጽኒዕና ንድሕነት ሃገርናን ህዝብና  ክንቃልስ ሙኻንና ንምሕጸን ኢሎም።

 

 

 

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *