ሓበረታ ንሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ፍራንክፈርት

ተወሳኺ ሓበረታ ንሰለማዊ ሰልፊ ፍራንክፈርት 31.10.2018 ከምቲ ኣቐዲሙ ዝተሓበረ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብቲ ጠቕላይ ሚኒስተር ናይ ኢትዮጽያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣኸባ ዘካይደሉ ናይ ኮመርስ ባንክ ኣረና መዳ መጻወቲ ኩዕሶ እግሪ እዩ። Commerzbank-Arena Mörfelder Landstraße 362 60528 Frankfurt 

 

Related image

 

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *