
ተጋዳሊት ጽገ መንገ ሻ፡ ብዝሓደራ ሕማም፡ ንነ ዊሕ ዓመታት ክትሳቐ ድሕሪ ምጽናሓ ብዕለት 20 መስከረም2017 አብሃ ገ ረ ጀርመን ፡ ካስል ዓሪፋ።
ተጋዳሊት ጽገ መንገ ሻ ብንኡስ ዕድሚኣ ብ1977 ኣባል ቀያሕቲ ዕምባባ ህዝባዊ ግንባር ሓርነ ት ኤርትራ ኮይና ዝጀመረቶ ቓልሲ ንና ጽነ ት ሓርነ ትን ህዝቢ ኤርትራ፡ ክሳብእ ዛ ዕለት ብሞት ዝተፈለየ ትና ፡ አብዕላማኣ ጸ ኒ ዓ፡ ህዝባ ካብሕሰምን መከራን ከተድሕን ተቓሊሳ። ተጋዳሊት ጽገ በቲ ዝነ በራ ከቢድ ሕማምተስፋ ከይቖረጸ ት ዋላ’ውን አብዓራት ተጋዲማከላ ከየ ተሓለለት ንዲክታተራዊ ስርዓት ህግድፍ ዝመኸተት ጅግና ጓል ኣ ንስተይቲን ፡ ኣ ደ ጽንዓትን እያ።
ብዕረፍቲ ብጸይቲ ጽገ መንገ ሻ መሪር ሓዘ ንን ጽምዋን ይስማዓና ። መንግስተ ሰማይ የ ዋርስኺ። ስድራ ቤት ብርሃ ነ መንገ ሻ ምስ ኩሎምናይ ቓልሲ ብጾ ታን ፈተውታን ቤተ- ሰባን።
ቦታ ሓዘ ን ዝግበረሉ አብጀርመን ፡ ካስል፤ – Katholische Kirchengemeinde Herz Jesu;
Brüder-Grimm-Str. 121-123
34134 Kassel
ናይ ቀብሪ ስነ -ስርዓት ዝካየ ደሉ ቦታ: ቅዳስን: ፍትሕን አብ፡ ካስል ፦ጀርመን
ሰዓት 12 Uhr Hauptfriedhof Kassel
Tannenheckerweg 6
34127 Kassel
ሰንበት ቅዳስን ፍትሕን አብ Elisabeth Kirche
Friedrichspl. 13
34117 Kassel
ንሓበሪታ: 00491786096233
004915217136173
004917622102613