Migrant crisis: Italy blocks German aid ship at Lampedusa

German aid ship docked in Lampedusa, 2 Aug 17

www.bbc.com/news/world-europe-40802179

መንግስቲ ጥልያን  ንላምፓዱሳ ትጉዓዝ ዝነበረት መርከብ ናይ መንግስቲ  ጀርመን  ንምድሐን ስደተኛታት ጠጠው ኣቢላቶም።ምኽንያቱ ኻኣ ሕጊ ጥልያን ስለዘየፍቅድ፡ካብቲ ምንጭታት ዝሓበርዎ ጥልያን ናይ ውግእ መራኽብ ንገማግም ባሕሪ ሊብያ ከምዝሰደደት ነቶም ብዘይ ሕጊ ዘጔዕዙ ዘለዉ ሸየጥቲ ደም ሰብ ንምርካብ ጻዕርታታ ከተካይድ ሙኻና ትሕብር።

 

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *