ኣገዳሲ ሓቤረታ ንደለይቲ ፍትሒ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ጨንፈር ስዊዘርላንድ ንዕለት 01/10/2016 ብላዕልዋይ ኣመራርሓ ዞና ኤውሮፓ ግሃድኤ – ሕድሪ ዝምራሕ ህሉው ኩነታት ውድብን ሰራዊትን ዝምልከት ሰፊሕ መብሪሂ ክህቡ ስለዝኮኑ፡ ኣብዚ ኩፉት ህዝባዊ ሰሚናር እዚ ኩሉ ጉዱስ ደላይ ፍትሒ ንኽሳተፎ ብክብሪ ንዕድም::
ዝጅምረሉ ሰዓት: 13:00 ድ/ቀ
ንገብረሉ ኣድራሻ ኣብ: ሉዘርን Hinter Listrig 1 6020 Emmenbrucke
ንዝያዳ ሓበሬታ በዚ ቁጽሪ ተለፎን ምውካስ ይካኣል:- ኪዳነ 0041765035270 ተከስተ 0041765935119 ባህልቢ 0041786841328
ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ!!! ዓወት ንሓፋሽ ብተግባር!!! 12 / መስከረም / 2016