ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ብግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ–ሕድሪ ኣብ ከተማ ኡስተርሱንድ ሃገረ ሽወደን።
ኣህጉራውን ዞናውን ብፍላይ ድማ ኩነታት ሃገርናን ህዝብና ዘሕልፎ ዘሎ መሪር ሂይወትን ኣብ ግምት ዘእተወ እዋናውን ኣገዳስን ህዝባዊ ኣኼባ ብወኪል ግሃድኤ – ሕድሪ ዞባ ኤውሮጳ ክካየድ ምኳኑ ዝበጽሓና ሓበሬታ የነጽር።
በዚ ኣጋጣሚ ኩሉ አብ ዝተጠቅሰ ከተማን ከባቢኣን ዝቅመጥ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ተቃላሳይ ንፍትሒ ነዚ ኣገድሲ ህዝባዉ ኣኼባ ብኣካል ክካፈሎ ብኽብሪ ይዕደም።
ኣኼባ ዝግበረሉ ቦታ፦
Gamla Tingshuset
Samuel Permans Gata 13
Östersund ኮይኑ
ኣኼባ ዝጅመረሉ ሰዓት፡ ካብ 12፡00 እዩ።
ንዝያዳ ሓበሬታ፡ ብቑ. ስ. 0769340561 ወይ ከኣ 0739650982 ምውካስ ይከኣል።
ድሕነት ህዝብን ሃገርን ልዕሊ ኩሉ!!!
ዓወት ንሓፋሽ ብተግባር!!!
16.08.2016 ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን ግሃድኤ-ሕድሪ ዞባ ኤውሮጳ