ቅሉዕ መልእኽቲ ንኹሎም ግዱሳትን ናይ ዘተ ፈስቲቫል 8-9-10 ሓምለ 2016 ኣሰናወደውትን። ኣቦታት ክምስሉ እንከለዉ ካብ ኣስሚዖም ዝጠልሙኻ ብካራ ይውግኡኻ ዝበልዎ ምስ ህልው ኩነ ታትና ዝዛመድ ከም ዝኾነ ኩሉ ኣማን ሓቂ ዝኣምኖን ዝንቀፈሉን እዩ። ጸገ ም ሃ ገ ርና ይኹን ህዝብና፡ ብኣና ጥራሕ ዘይኮነ ናይ ዓለም ሰባትን ናይ ባሕሪ ዓሳታትን ህቦብላ ንፋሳትን ዝተዛረቡሉን ዝዛረቡሉን ከም ዝኾነ ኸኣ ንእመን ኣይንክሓድ።
ኣብ‘ዚ ሓቂ እዚ ተመርዂስና
እዚ ኹሉ ህልቂት ህዝብናን ዓላማ ሕከት ልዑላውነ ት ሃ ገ ርናን ዝህንደዶ ዘሎ እቶም ሰብ ዕ ላማኡ ዘይኮኑ፡ እቶም ስለ ህዝብና ስለ ሃ ገ ርና እንሕለቕ ኢና እንብልን እንድብልን ተጸዊዕና ገ በናውያን ምዃንና ምስክርነ ት ዘይሓትት ሓቂ . . . እቲ ካብ ነ ዊሕ ዓመታት ደድሕሪ ኣድጊ ዝኸደ ምግላል እንተ ዘይከኣለ ጥራጥ ለመደ ከም ዝበሃ ል . . . ኣብ ክንዲ እቲ ልሙድ መጸውዒና ዝነ በረ ጽኑዓትን ናይ ህዝቦምን ሃ ገ ሮምን ተሓለቕቲ ምዃንና ብግብሪ ነ መስክር . . . ንሕና እዚ ተባህለ ህ.ግ.ደ.ፍ. ዓላማኡ እናገ በረ ዝጐዓዞ ጉዕ ዞ ዘይንክፈል ፈነ ወ መቓልሕ ኰንና ንዝፍጽሞ ዘዝገ በሮ ክንዛረበሉ፡ ንዘይሰምዐ ነ ስምዓሉ ድኣ‘ምበር እዚ ጌርካ? እዚ ኸኣ ኣነ እፈድየ ካ፡ ወስታ ተሪፉ መጋበርያኡ ኾይኖም ዝጠለሙና ህዝብና ዘቐንዘዉልና በብጊዜኡ . . . ኢድ ሸናሒት ጸናሒት ከይተርክቦም ዘዝሃደሙ ክንሓቁፍ ብኦኦም ተቓዋምነ ት ከነ ንጽፍ እንከሎና ብለባማት . . . ብዓል ዕ ደ! ምስ ቀታል ኣቦኻ ኰንካስ ሕነ ክፍደ ኣቢሉ ዘጸውዕ ን ብንዑቓት ዘንዕቕን ኰንና ምህላውና ይርድኣናዶ? ወይስ ከም‘ቲ ኣብ ሕሉፍ ጽሑፋተይ ዘዕለልኩኹም፡ ሰፍላል ንዓይነ ስዉር እናመርሖ ክኸይድ ሓደ ጽጋበኛ ብዓል መኪና ኸኣ ከሰንብዶም ኣብ ጥቓኦም ኮይኑ ምስ ኣፋጸየ ፡ እቲ ሰፍላል ንእቲ ዝመርሖ ዓይነ ስዉር ኣብዚኣ ጽንሓኒ ጎ የ ነ ዚ በዓል መኪና ክሕዞ ምስ በሎ እቲ ዓይነ ስዉር ከኣ ግደፎ ድሓን ቁጽሪ ሰሌዳ (ታርጋኡ) ጽሒፈዮ ኣሎኹ ዝበሎ፡ ንሕና ከኣ ዝኣኽለን ጥሒነ ን በዓል እባ እዩ ዝብላ ከም ዝበሃ ል . . . ዕጥቆም ከየውረዱ ጠለምትን ኣሕለቕትን ስድራ ቤታትና፡ ሎሚ ኸኣ ዕጥቆም ምስ ተመንዝዑ ኢሳያስ፡ እልቅያስ ስለ ዝበሉን ዝወቐሱን ከም ሓለይቲ ቆጺርና ክሳዕ ንምዕ ላው ህ.ግ.ደ.ፍ. ብኦኦም ክሰልጠና ምሕላምና እንታይ የ ስምዕ?
ክሳዕ ሕጂ፡
ንህ.ግ.ደ.ፍ. ኣብ‘ዚ ብኸም‘ዚ ኣጥቂዕና ዘይኮነ ውድብ መስሪትና . . . ሰልፊ ተጠሊፍና ወዘተ. . . ንተዓዛቢ ዘገ ርም ተገ ርሞ ኾይኑ ክሳዕ ህዝቢ ኤርትራ ክንደይ ድዩ ቁጽሩ? ሓይሊ ህ.ግ.ደ.ፍ. ክሳዕ ክንደይ ድዩ ዓንቲሩ? ኣቢሉ ኣሕቲቱ ዝጸንሔን ዘሎን ተቓውሞ ኣብ ምዕናው ህ.ግ.ደ.ፍ. ዘይኮነ ኣብ ሓድሕዳዊ ምትዕ ንናው ከም ዝጸንሔ ግሉጽ ስለ ዝኾነ ኣሉ ክበሃ ል ኣይፈተን።
እዚ ሕጂ ተጸዊዑ ዘሎ ንዕለት 8-9-10 ሓምለ 2016 ሰፊሕ ህዝባዊ ዘተ ኣኼባ ኣብ ሃ ገ ር ጀርመን Kaiserlautern ከም ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት፡ እዚ ተባሂሉ ዘይኮነ ፡ እዚ ክገብር መዲቡ ተግባር ኣብ ግብሪ ኽውዕ ል ተሊሙ ክበሃ ልን ከለዓዕ ልን ጠቓሚ ባይታ ክንጸፍ ብወገ ነ ይ ተስፋ ዝገብረሉ , . . ካብ ኣበጋግሳኡ! . . . ኣጸዋውዓኡ መቓልሕ ዝሃ በ ኾይኑ ሽሕ እኳ ልማደኛታት ንዕ ንቅፋትን ጥቕምታቶም ንከይዕገ ትን ንከነ ኣእስዎ ይፍትኑ ሕሽኽሹኽ ይበሉ እምበር . . . ውዕለት እዚ ኣኼባ እዚ መን ምስ ህዝቢ መንከ ምስ በዓል መዘፍጣጥ ከብዲ ኣግሂዱ ዘላልየ ና ኣኼባ ኮይኑ ክበቅዕ ከም ዝኽእል ጥርጥር የ ብለይን እሞ፡ ኩልና እቶም ውሕስነ ት ልዑላውነ ት ሃ ገ ርና ሓድነ ት ህዝብናን መሬትናን ዋና ሃ ገ ር ህዝቢ ከም ዝኾነ እንኣምን ክንሳተፎ ዝግባእ ታሪኻዊ መዓልታት ከም ዝኾና ብዮሃና እሕብር።
ክቡራትን ክቡራንን ህሉው ኩነ ታትናን ንፍታሕ ጸገማትናን እንታይ ከም ዝኾነ ብስፍሕ ዝበለ ብርእይቶታት ተለዚቡ ዝተማእከለ ክኾነ ልና . . . እቲ ክሳዕ ሕጂ እዚ ኢሎም ዝጸንሔ እዚ ገ ይሮም ክንብል ናይ ነ ፍሲ ወከፍና ሓላፍነ ት ስለ ዝኾነ ንእዚ ተተሊሙ ዘሎ ጻውዒት ኣኼባ ነ ኽብሮ፡ ንኣብ ውሽጥን ደገ ን ዘሎ ህዝብና ኸኣ ንጹርን ጽኑዕን ተሓላቕነ ትና ንበስሮ። ስውእትና ክጥለሙኣይንፈቅድን።
ሓቂ ከነ ብርቕ ደኣ እምበር ኣይነ ደብንን። ኣብዘን ዕለታት ማሕላታትና ነ እምን።
ሰናይ ቕነ ሓውኩም ወደባት ኤርትራ ግርማይ ኪዳነ (ወዲ ፊሊፖ) ሚልኖ ኢጣልያ ዕለት 22.05.2016