ዲሞክራሳዊ ማሕበር መንእሰይ ኤርትራ ጨንፈር ጀርመን

 

hidri

 

ዲሞክራሳዊ ማሕበር መንእሰይ ኤርትራ ጨንፈር ጀርመን Eritreische Demokratische Jugendunion e.V. in Deutschland ኣገዳሲ ሓበሬታ ንደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ዝሓለፈ ሳልስቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታ www.meskerem.net ብምኽንያት 25 ቡሩራዊ በዓል ናጽነት ኣብ ከለን/ ጀርመን :” ብሰሚናርን ምሽታዊ ሙዚቃን ወጋሕ ትበል ለይቲ ተዳልዩ ዘሎ መደብ : ብስም ጨንፈር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራን: ጨንፈር ግንባር ሃገረዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪን: ብምትሕብባር ግዱሳት ኤርትራውያን ” ተጸዊዑ ዘሎ ዕድመ: ንሕና ሽማግለ ጨንፈር ጀርመን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ዘይንፈርልጦ ምዃኑ ንሕብር::

ምልኪ ይፍረስ !

ፍትሒ ይንገስ !

ሽማግለ ጨንፈር ጀርመን ግ. ሃ. ድ. ኤ. –

ሕድሪ 13.05.2016

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *