ደቂ እዛ ሓላል መርየት ኣጆኩም ኩሉ ግዝየ ኣይኮነን ጸልማት ኣብቲ መጨረሽታ በርሃን ከም ዘሎ ኣይንጠራጠርን።
እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ሞያ ኻኣ ናይ ብሓቂ ዝምስገን ስራሕ እዩ ኣብዚ ግዝየ እዚ መንእሰይ ንሃገሩ ሓቢሩ ክሰርሕን አሂን ሚሂን
ኢሉ ኻኣ ነዚ ህግድፍ ጀሚሩዎ ዘሎ ጎስጓስ ብትብዓት ከምኽቶ ኣገዳስን እዋናዊን እዪ፡፡ህ.ግ.ደ.ፍ ኣብዚ እዋን እዚ ንዓለም ከእምን
ከም ቀደሙ ኽሕሱ ወይም ከታልልን ላዕልን ታሕትን ኽብል ንርእዮ ኣለና ንሕና ውን ኣብ ሓቅነትና ተምርኪስና ብዝተዓጻጸፈ ውደባ
ጌርና ከነፍሽሎ ንበገስ በዝሒ ሰብ ኣይኮነን ወሳኒ ኣብቲ ቅኑዕ መትከል ጥራይ ብትብዓት ንቃለሶ።
ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤርትሪ!!
ውድቀት ንምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ
