ቃል ሓዘን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ ዞባ አውሮጳ

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI
ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪ
جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية – حيدرى

ገዲም ተገዳላይ ኣልኣዛር ቀለተ ዘርኤ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ብቀዳም ዕለት 16. 04. 2016 ዓሪፉ ብጻይና ተገዳላይ ኣልኣዛር መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ስድራ ቤቱ ጽንአት ይሃቦም

 
ብጻይና ገዲም ተገዳላይ ኣልኣዛር ቀለተ ዘርኤ ብዝሓደሮ ሕማም ምኽንያት ብቀዳም ዕለት 16. 04. 2016 ብምዕራፉ ዝተሰምዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፡ እቲ ኹሉ ዘይሰኣኖ ኣምላኽ ንተጋዳላይ ኣልኣዛር ቀለተ ኣብ መንግሰተ ሰማያዩ ክቅበሎ፡ ንክቡራት ተጋደልቲ ስድራቤቱን ብጾቱን ከኣ ጽንዓት ክህቦም እንዳተተምነና ናይዚ መሪር ሓዘን ተካፈልቲ ምኻና ንገልጽ።
ደጊምና ኣምላኽ ብምሕረቱ ኣብ ትሕቲ ጽላሉ ይቀበሎ!!
ንዝሓለፉ መንግስተ-ሰማይ ንዝተረፉ ደበስ ኢዮብ ይደብሶም!!
ግንባር ሃገርዊ ድሕነት ኤርትራ- ሕድሪ ዞባ አውሮጳ
21.04.2016

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *