ኣብ ኣንጎላ ዝነብሩ ሸሞንተ ኤርትራዊያን ኣብ ሓጺር እዋን ብዘይተፈልጠ ሕማም ተለኽፎም፡ክሞቱ ከለዉ፡ ሓሙሽተ ዝኾኑ ድማ ኣብ ሆስፒታል ተዓቑቦም ከምዘለዉ ምስፈለጥና፡ ብዛዕባዚ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ጋዜጠኛን ህዝባዊ ርክባትን ዝነበረሞ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ናይ ኤርትራ ንብዙሕ ዓመታት ተኣሲሩ ዝተፈትሐን ኣብዚ እዋን ኣብ ኣንጎላ ዝነብር ዘሎን ተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ተወኪስናዮ ኣሎና። ካብ ካል ኦትውን መረጋገጺ ረኺብና ኣሎና፡ ዝርዝር ሓበሬታ ኣብዚ ርኸቡ።
By
Beyene Semere
Published on
19 January 2016