Ethiopian fighter jets hit Eritrean Bisha mine and Mai Edaga military Depot Tigrai Online, March 21, 2015

Eritrean PFDJ only source of income Bisha gold mine reportedly bombed by Ethiopian fighter Jets. Edited: The news is now confirmed the bombing operations of Bisha gold mine and the Eritrean military depot at Mai Edaga were taken by the Gallant Ethiopian Air force. It seems the operation is not done yet as long as […]

Surgical Military Style Operation against the Eritrean Regime key Economic and Military Installations. (Aigaforum) 03-21-15

Some Eritrean news outlets have reported about a military style operation in Besha Eritrea’s only profitable mining pit and a key military depot near Asmara. We usually hear and read such news from the USA and Israel after they successfully carry such precises and selective operation against known terrorist camp and terror sponsor state institutions […]

ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 7 ጨካን ኣትሓሕዛ እሱራት ትሕቲ ዕድመ ደቂ-ኣንስትዮ.ክፍሊ ዜናን ባህልን ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ። 3/22/2015

ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 7 ጨካን ኣትሓሕዛ እሱራት ትሕቲ ዕድመ ደቂ-ኣንስትዮ.ክፍሊ ዜናን ባህልን ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ። 3/22/2015

BREAKING NEWS: እቲ ትማሊ ንናይ ሱዳን ጋዜጣ መበገሲ ብምግባር ብኣሰናን ካልኦት መርበባት ሓበሬታን ዝተዘርግሐ፣ ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኣብ መደበር ዕደና ቢሻ ጭቡጥ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ኤርትራ ብዝርከቡ እሙናት ምንጭታት ኣሰና ኣረጋጊኣቶ። By assenna on March 22, 2015

    እቲ ትማሊ ንናይ ሱዳን ጋዜጣ መበገሲ ብምግባር ብኣሰናን ካልኦት መርበባት ሓበሬታን ዝተዘርግሐ፣  ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኣብ መደበር ዕደና ቢሻ ጭቡጥ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ኤርትራ ብዝርከቡ እሙናት ምንጭታት ኣሰና ኣረጋጊኣቶ። መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብወገና ነቲ ተፈጺሙ ዝተባህለ ደብዳብ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ንምርግጋጽ ብዘካየደቶ ጻዕሪ መሰርት፣ እቲ ናይ ነፍረቲ ደብዳብ፣ ብ 20 መጋቢት […]

ነፈርቲ ኩናት ኢትዮጵያ ዕደና ወርቒ ብሻ ደብዲበን  3/21/2015 posted by asmarino.com

ሰሒፋት አል-ሰሓፋ ዝተባህለ ጋዜጣ ሱዳን አብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሕታሙ ነፈርቲ ኩናት ኢትዮጵያ ማእከን ዕደና ወርቒ ብሻ ከምዝደብደባ አብ ጽሕፋቱ አስፊሩ፡፡  አብቲ ሎም ዕለት 21 መጋቢት ዝወጸት ጋዜጣ አል ሰሓፋ እቲ ካብ አስመራ አስታት 150 ክሎሜተር ርሒቑ ዝርከብ   ዕደና ወርቒ ብሻ ኤርትራ አብ ዓመት 300-400 ሚልዮን ዶላር ትረኽበሉ እንኮ እትዋት ኤርትራ ምኳኑ ብተወሳኪ ገሊጹ፡፡ […]

ሕጂ ዝበጽሓና ዜና ኣብ ማይ ዕዳጋ ትኹል ኣብ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ረብሓ ሓይልታት ምክልኻል ዝውዕል ዝነበረ ዲፖ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ኣካላት ስጋብ ረፋድ ከምዝተቓጸለ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ posted by Sallina

ሕጂ ዝበጽሓና ዜና

ሃገረ ጀርመን፡ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ፣ ንዕለት 02/05/15  3/20/2015 posted by Gereger

ኣገዳሲ ሓበሬታ ዲሞክራስያዊ ማሕበር መንእሰያት ኤርትራ ሃገረ ጀርመን፡ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ፣ ንዕለት 02/05/15  3/20/2015

ዑደት ጉጅለ ኣህጉራዊ ኮርፖሬሽን ዜና ቢቢሲ ኣብ ኤርትራ ተራኺት፡ ጋዜጠኛ ቢቢሲ ያልዳ ሓኪን ጸብጻቢ፡ ድምጺ ኣመሪካ ኣህጉራዊ ኣገልግሎት፡ ዕለተ ሰኑይ 16 መጋቢት 2015 ትርጉም፡ ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምንን ደሞክራስን ኤርትራ

ዑደት ጉጅለ ኣህጉራዊ ኮርፖሬሽን ዜና ቢቢሲ ኣብ ኤርትራ ተራኺት፡ ጋዜጠኛ ቢቢሲ ያልዳ ሓኪን ጸብጻቢ፡ ድምጺ ኣመሪካ ኣህጉራዊ ኣገልግሎት፡ ዕለተ ሰኑይ 16 መጋቢት 2015 ትርጉም፡ ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምንን ደሞክራስን ኤርትራ posted by togoruba

ኣብ መረታ ቀይሕ ኣብ ዝባን ድብታ ዘሎ ዘይወግዓዊ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ እሱራት፡ ንህወቶም ኣብ ዘስግእ ኩነታት ከም ዝርከቡ ተገሊ 3/20/2015 posted by Gererger

ኣብ መረታ ቀይሕ ኣብ ዝባን ድብታ ዘሎ ዘይወግዓዊ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ እሱራት፡ ንህወቶም ኣብ ዘስግእ ኩነታት ከም ዝርከቡ ተገሊ 3/20/2015 posted by Gererger

“የጨዋ ደሞዝ”: ናይ ጭዋ ደሞዝ። By assenna on March 19, 2015

                         “የጨዋ ደሞዝ”: ናይ ጭዋ ደሞዝ።                 20.03.2015 “የጨዋ ደሞዝ” ካብ በለስ “ብኣምሓርኛ ክትብትባ ደልዩ” ኢልኩም ሓሲብኩም ትኾኑ’ምበር ኣይፋለይ። ንሳስ ንፕረሲደንት ኢሳይያስ ት ጽበ ዘላ ዕዮ ገዛ ኢያ። ከምዚ ትርእይዎ ሕሉፍ ድርቅና ኣምሓረተይቲ ግዳም ተኾይጡ ይርአ እንሆ። በቲ እንግዶት ዝተተባብዐት ሽዋተ ይቲ ድሮ ትርጉም ቋንቋን ሃገርን፡ ትርጉም ቋንቋን ፕሮቶኮልን ጥሒሳ ነቲ ዓዳሚኣ መራሕ ሃገር ከምናታ ብምጽብጻብ […]