ጋዜጣዊ መግለጺ ቊ. 7 ጨካን ኣትሓሕዛ እሱራት ትሕቲ ዕድመ ደቂ-ኣንስትዮ.ክፍሊ ዜናን ባህልን ስሙር ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ። 3/22/2015
BREAKING NEWS: እቲ ትማሊ ንናይ ሱዳን ጋዜጣ መበገሲ ብምግባር ብኣሰናን ካልኦት መርበባት ሓበሬታን ዝተዘርግሐ፣ ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኣብ መደበር ዕደና ቢሻ ጭቡጥ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ኤርትራ ብዝርከቡ እሙናት ምንጭታት ኣሰና ኣረጋጊኣቶ። By assenna on March 22, 2015
እቲ ትማሊ ንናይ ሱዳን ጋዜጣ መበገሲ ብምግባር ብኣሰናን ካልኦት መርበባት ሓበሬታን ዝተዘርግሐ፣ ደብዳብ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ኣብ መደበር ዕደና ቢሻ ጭቡጥ ምዃኑ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ኤርትራ ብዝርከቡ እሙናት ምንጭታት ኣሰና ኣረጋጊኣቶ። መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ብወገና ነቲ ተፈጺሙ ዝተባህለ ደብዳብ ካብ ውሽጢ ኤርትራ ንምርግጋጽ ብዘካየደቶ ጻዕሪ መሰርት፣ እቲ ናይ ነፍረቲ ደብዳብ፣ ብ 20 መጋቢት […]
ነፈርቲ ኩናት ኢትዮጵያ ዕደና ወርቒ ብሻ ደብዲበን 3/21/2015 posted by asmarino.com
ሰሒፋት አል-ሰሓፋ ዝተባህለ ጋዜጣ ሱዳን አብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ሕታሙ ነፈርቲ ኩናት ኢትዮጵያ ማእከን ዕደና ወርቒ ብሻ ከምዝደብደባ አብ ጽሕፋቱ አስፊሩ፡፡ አብቲ ሎም ዕለት 21 መጋቢት ዝወጸት ጋዜጣ አል ሰሓፋ እቲ ካብ አስመራ አስታት 150 ክሎሜተር ርሒቑ ዝርከብ ዕደና ወርቒ ብሻ ኤርትራ አብ ዓመት 300-400 ሚልዮን ዶላር ትረኽበሉ እንኮ እትዋት ኤርትራ ምኳኑ ብተወሳኪ ገሊጹ፡፡ […]
ሕጂ ዝበጽሓና ዜና ኣብ ማይ ዕዳጋ ትኹል ኣብ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ረብሓ ሓይልታት ምክልኻል ዝውዕል ዝነበረ ዲፖ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ኣካላት ስጋብ ረፋድ ከምዝተቓጸለ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ posted by Sallina
ሕጂ ዝበጽሓና ዜና
ሃገረ ጀርመን፡ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ፣ ንዕለት 02/05/15 3/20/2015 posted by Gereger
ኣገዳሲ ሓበሬታ ዲሞክራስያዊ ማሕበር መንእሰያት ኤርትራ ሃገረ ጀርመን፡ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ፣ ንዕለት 02/05/15 3/20/2015
ዑደት ጉጅለ ኣህጉራዊ ኮርፖሬሽን ዜና ቢቢሲ ኣብ ኤርትራ ተራኺት፡ ጋዜጠኛ ቢቢሲ ያልዳ ሓኪን ጸብጻቢ፡ ድምጺ ኣመሪካ ኣህጉራዊ ኣገልግሎት፡ ዕለተ ሰኑይ 16 መጋቢት 2015 ትርጉም፡ ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምንን ደሞክራስን ኤርትራ
ዑደት ጉጅለ ኣህጉራዊ ኮርፖሬሽን ዜና ቢቢሲ ኣብ ኤርትራ ተራኺት፡ ጋዜጠኛ ቢቢሲ ያልዳ ሓኪን ጸብጻቢ፡ ድምጺ ኣመሪካ ኣህጉራዊ ኣገልግሎት፡ ዕለተ ሰኑይ 16 መጋቢት 2015 ትርጉም፡ ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምንን ደሞክራስን ኤርትራ posted by togoruba
ኣብ መረታ ቀይሕ ኣብ ዝባን ድብታ ዘሎ ዘይወግዓዊ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ እሱራት፡ ንህወቶም ኣብ ዘስግእ ኩነታት ከም ዝርከቡ ተገሊ 3/20/2015 posted by Gererger
ኣብ መረታ ቀይሕ ኣብ ዝባን ድብታ ዘሎ ዘይወግዓዊ ቤት ማእሰርቲ ዝርከቡ እሱራት፡ ንህወቶም ኣብ ዘስግእ ኩነታት ከም ዝርከቡ ተገሊ 3/20/2015 posted by Gererger
“የጨዋ ደሞዝ”: ናይ ጭዋ ደሞዝ። By assenna on March 19, 2015
“የጨዋ ደሞዝ”: ናይ ጭዋ ደሞዝ። 20.03.2015 “የጨዋ ደሞዝ” ካብ በለስ “ብኣምሓርኛ ክትብትባ ደልዩ” ኢልኩም ሓሲብኩም ትኾኑ’ምበር ኣይፋለይ። ንሳስ ንፕረሲደንት ኢሳይያስ ት ጽበ ዘላ ዕዮ ገዛ ኢያ። ከምዚ ትርእይዎ ሕሉፍ ድርቅና ኣምሓረተይቲ ግዳም ተኾይጡ ይርአ እንሆ። በቲ እንግዶት ዝተተባብዐት ሽዋተ ይቲ ድሮ ትርጉም ቋንቋን ሃገርን፡ ትርጉም ቋንቋን ፕሮቶኮልን ጥሒሳ ነቲ ዓዳሚኣ መራሕ ሃገር ከምናታ ብምጽብጻብ […]
Eritreans flee camps but find they’re in psychological prisons By assenna on March 19, 2015
Eritrea is one of the most repressive states in the world and the refugee camps offer little freedom or safety, but enslavement and abuse instead. Television journalist Temesghen Debesai had waited years for an opportunity to make his escape from Eritrea, so when the country’s ministry of information sent him on a journalism TRAINING COURSE […]
ዘገምታዊ ዕንወት ሃገር By assenna on March 18, 2015
ነቲ ኣብ ሃገርና ድሕሪ ናጽነት ዝነበረ ኵነታት በብዓመቱ ምስ እንዕዘብ፡ እዚ ሕጂ ዘሎ ኣሰቃቒ ፍጻሜታት ከመይ ኢሉ ከም ዝተፈጥረ ክንግምግም ኢና ንፍትን። ሽዑ ንድሕሪት ንምለስ’ሞ እዚ ሕጂ ኢሰያስ ዝገብሮ ዘሎ ኢሰብኣውን ጸረ ሃገርን ዝኾነ ነገራት ኣብ 1993 ወይ 1995 ክገብሮ እንተ ዝፍትን እንታይ ምተፈጥረ? ኢልና ንሓትት። ኢሰያስ ወላ’ኳ ናብ ሃዚልነት ዝጽጋዕ ትዕቢት እንተ’ለዎ፡ ክስዕቦ ዝኽእል […]