PANAMA CITY (AP) — President Barack Obama and Cuba’s Raul Castro sat down together Saturday in the first formal meeting of the two country’s leaders in a half-century, pledging to reach for the kind of peaceful relationship that has eluded their nations for generations. In a small conference room in a Panama City convention […]
ወዱ ንኢሳይያስ ምስ ኣርባዕተ ርእሱ ካብ ኤርትራ ክሃድም ፈቲኑ
ኣስመራ፡ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ብሰንኪ’ቲ ንምልካዊ ምሕደርኡ ዝፈታትኑ፡ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዝተኸስቱ ዓበይቲ ተረኽቦታት፥ ኣብ እዚ ዘይበሃል ሃውተታ ኣቲዩ ምህላዎ ተፈሊጡ። እሙናት ምንጭታትና ከም ዝሓበርዎ፡ ወዱ ንመላኺ ኢሳይያስ ብርሃነ ዝተባህለ ከምኡ’ውን ወዳ ነታ ፍልጥቲ ድምጻዊት ኣብረሀት ኣንከረ ( ጓል ኣንከረ) ዝረከብዎም 4 መንእሰያት ናብ ሱዳን ገጾም ክሰግሩ ብሓይልታት ዶብ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ከም ዝተታሕዙ ተፈሊጡ። ናይ ምህዳም […]
መምህር መምህረ ሊቕ ሊቓዉንቲ መምህር እዮብ ሶቓር
መምህር መምህረ መማህራን ሊቕ ሊቓዉንቲ፡ ብምጉት ታሪኽ ዘይብሉ መዳርግቲ፡ ንያሬድ ማህሌታይ ግእዝ መዳጉምቲ፡ ሃሌታ ፖለቲካ ንትግርኛ ከፋቲ። ረቒቅ ዝልሳኑ ቓሉ ዘየሰልቲ፡ ቐለሙ ከይነጸፈ ንድቓስ ዘየዛቲ፡ ሳዋ ትመስክር መዓስከር ጸሓፍቲ፡ ኩሉ’ዶ ወሲድካዮ ገደፍካ ሕፍንቲ። ታሪኽ ተራኺ ንኽብሪ ተስቖርቛሪ፡ ባሕሪ ልበናኡ ንኹሉ ሰታሪ፡ ቐላሲ ባሕረ ሓሳብ ንስሕበተ ፍቕሪ፡ ብራና ከይገንጸለ ቓሉ ዘይስንዝሪ። ድሙቕ ዝኣወርኡ ግሩም […]
ንስለ ዝኽሪ ኩቡር ሓዉ ተስፋማርያም ወልደማርያም – ነጸረ ተ/መድህን ለንደን
ንስለ ዝኽሪ ኩቡር ሓዉ ተስፋማርያም ወልደማርያም – ተመክሮ ቃልስኻ – ካብ ሰዓታት ናብ መዓልታት፣ ካብ ሰሙናት ናብ ወርሓት፣ ካብ ወርሓት ናብ ዓመታት ደማሚረ ብዕምቆት ክትንትኖ እኳ እንተ ዘይከኣልኩ፡ ንድምር ኣወንታዊ ዉጺኢታቱ ሓሓሊፈ ፈይ-ፈይ ከብል ግን ብዙሕ ዘሸግረኒ ኣይመስለንን። ተስፎም – ኣበርክቶኻ ዝምስክሮ ንዕምቆትን ስፍሓትን ክለሳ-ሓሳባዊ ዓቕሚ ሰራዊት-ሓርነት ዓቢ እጃም ካብ ዘበርከቱ ባእታታት ሓደ ኢኻ። […]
ህዝባዊ ምንቅስቃስ ን ሃገራዊ ዘተ (NATIONAL DIALOGE) ጸብጻብ ናይ ዝሓለፈ አኼባ አብ ዝሓለፈ ብዕለት 21/02/2015 አብ ከተማ ቩፐርታል ጀርመን ( WUPPERTAL GERMANY )ዝተኻየደ አዝዩ ዕዉትን ዉዕዉዕን ሰፊሕ ሃገራዊ ዘተ ብዓወት ሓሊፉ
http://gereger.com/data/media/FBlj5m.pdf
Migrants safe following overnight rescue One person died before rescuers reached the boat
by Mark Micallef A group of almost 1,000 migrants who were in distress yesterday off the coast of Libya were rescued and taken to Lampedusa following a series of overnight rescue operations. Italian search and rescue command in Rome told Times of Malta the migrants were picked up by three merchant vessels and an Italian […]
SOS from boat with 600 Eritrean refugees Women and children on board says Nobel candidate priest
http://www.diretube.com/malta-times/phone-call-from-620-eritrean-ethiopian-somali-migran-who-are-in-trouble-video_4651d4bb2.html
British Report Discredits Eritreans’ ‘Refugee’ Claim
http://www.israelnationalnews.com/News/News.aspx/193765#.VSThzqWDKc0
Update : ልኡኽ ኢጣልያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ዘካየዶ ዝርርብ ጽሟቕ ትሕዝቶ – by Radio Erena
ልኡኽ ኢጣልያ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስን ኣማኻሪኡ የማነ ገብርኣብን ብዕምቖት ዝተዘራረበሎም ሰለስተ ነጥብታትን እዞም ዝስዕቡ’ዮም፣- 1. ኣብ ውሽጣዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ዘተኮረ ኮይኑ፣ ኤርትራ ካብ ምልኪ ናብ ደሞክራስዊ እትሰጋገረሉ ኣገባብ ንምንዳይ ዝዓለመ’ዩ። እቲ ዘተ ምስ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብርኣብ’ዩ ተኻይዱ። ኣቶ የማነ ገብርኣብ ብዛዕባ’ዚ ብዝምልከት ንልኡኽ ኢጣልያ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ ድማ፣ ኤርትራ ብድሌት ምዕራባውያን […]