ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 400 ስደተኛታት ማእከላይ ባሕሪ ቆሪጾም ጥልያን ኣብ ዝተቓረብሉ ረዳኢ ብዘይብሉ ኣሰቃቒ ህሞት ከምዝጠሓሉ ማዕከናት ዜና ጸብጻባተን የስፍራ ኣለዋ።
ሕጂ ኸ ኣደ መን ኮን እያ ልባ ብልሒ ሰፍ ሓዘን ክስንጥቆ? እንዳመን ገዛ ኮን እዩ ንስላሳይ ራብዓይ ግዜ ዳስ ሓዘን ክትከሎ? ኤርትራውነትካ ትፍንፍነሉ ተካል ዘመን
This is what the LORD says: “A voice is heard in Ramah, mourning and great weeping, Rachel weeping for her children and refusing to be comforted, because they are no more.”
