ዘይተጽዓዲ ፍስሃ ዮሃንስ ጆሽዋ ሓደ ካብቶም ዘድንቖም ባህርታት ጆሽዋ፡ ብኣሮን ብርሃነ On 13-Aug-2015

ሓደ ካብቶም ዘድንቖም ባህርታት ጆሽዋ፡ ኣብ ዝሓዞ ስራሕ ዘርእዮ ዝነበረ ተወፋይነት’ዩ። ሓንቲ ዕማም ጀሚሩ ከይዛዘማ ኣየዕርፍን፡ ጽሑፋቱ ኣብ ግዜኡ የረክብ፡ ንዘቕርቦ ስርሓት ዕምቈት ዝመልኦ መጽናዕቲ ይገብር። ናብራ ጋዜጣ ወትሩ ምስ ግዜ ዘጓዪ ብምዃኑ፡ ጆሽዋ ሓደ ካብቶም ኣብ ከምዚ ዝመስል መጻብቦ ግዜን ኵነታትን ልብኻ ኣውዲቕካ እትተኣማመነሎም ጋዜጠኛታት’ዩ። ስራሑ ብግቡእ ዝዓዪ፡ ሚዛን ዝፈልጥን ኵነታት ኣርሒቑ ከንብብ ዝኽእልን […]

ኣገናዕ!  ንጥርኑፋት ኤርትራውያን O.L.O.W  Posted: 4:11 pm, August 13, 2015 by ENSF-HIDRI

ከም ዝፍለጥ ኣብ ኢትዮጵያ ጥራሕ 6 መእለዪ (ካምፕ) ኤርትራውያን ስደትኛታት ኣሎ። ኣብ ነብሲ ወከፍ መእለዪ  ስደተኛታት ክትኣምኖ ዘጸግም ዝተደወነ ምስሊ ኤርትርዊ ምዕዛብ ከምሓደ ሉሙድ ተርእዮ ብምዅኑ፡ ኤርትራያን ጠሊቖም ኤርትራውያን ተጸጊሞም ዝብል ምስማዕ ናብ ዘየሰንብድ ከም ሓደ ተራ ተርእዮ ጌርካ ዝጥምትሉ ደርጃ……………..

ሓጺር ጸብጻብ፣ ሰሚናር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ ዞባ እስራኤል Posted: 9:16 am, August 14, 2015 by ENSF-HIDRI

  ግሃድኤ—ሕድሪ ዞባ እስራኤል ብዕለት 07/08/2015 ሰፊሕ ሰሚናር ኣካይዱ፣ እቲ ኣብ ሓፈሻዊ ህልው ኩነታት፣ ብፍላይ ድማ፣ ኣብ ጉዳይ ምኽታት ኣባላቱ ናብ ግንባር ኣቶኲሩ፣ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ዝተኻየደ ሰፊሕን ድሙቕን ሰሚናር፣ ምዕባለታት ኣብ ጉዳይ ምኽታት ኣባላት ናብ ቅድመ + ግንባር ፣ ህሉው ኩነታትን ዝተኻየዱን ዝካየዱ ዘለዉ ንጥፈታት ውድብ ብሓፈሻ፣…………….     ቀጺሉ፣  ብብጾት  ሚኪኤለ  ዘርእሰናይን […]

Britain, France crack down on refugees at the ‘Chunnel’ Jane Onyanga-Omara, USA TODAY6:31 p.m. EDT August 13, 2015

CALAIS, France — The British and French governments are cracking down on thousands of migrants from Africa and the Middle East who have set up camps on the outskirts of this port town in northern France in hopes of sneaking into Britain on ferries or through the Channel Tunnel. The British government recently announced up to […]

An estimated 3,000 refugees and migrants live in Calais Sudan, Eritrea, Somalia and Syria 12 Aug 2015 13:41 GMT | Human Rights, Humanitarian

Calais, France – An estimated 3,000 refugees and migrants live in Calais on the northern coast of France. Many of them are refugees who fled conflict, violence or persecution in Sudan, Eritrea, Somalia and Syria and need international protection. They are part of the 225,000 people who arrived via the Mediterranean Sea and entered Europe […]

ኢሰል ዝተባህለ ኩባንያ ህንዲ ኣብ ከባቢ ባዳ ዕደና ፖታሽ ክጅምር’ዩ Radio Erena: 12 August 2015

  ኢሰል ዝተባህለ ኩባንያ ህንዲ፣ ኣብ ኤርትራ ከባቢ ባዳ ዳህሳስ ዕደና ፖታሽ ከካይድ ፍቓድ ረኺቡ። እቲ ኩባንያ፣ 736 ትርብዒት ኪሎሜተር ኣብ ዝሽፍን ከባቢ ደንካልያ ካብ ወርሒ ጥቕምቲ ኣትሒዙ ኩዕታ ክጅምር ምዃኑ ማይኒንግ ዊክሊ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ኣፍሊጡ። ክሳብ መፋርቕ 2016 ዘሎ ግዜ ድማ ንቀዳመይ ደረጃ ናይቲ መስርሕ ከጻፍፍ ትጽቢት ከምዘሎ ኣካያድ ስራሕ እቲ ኩባንያ ጋጋን […]

እስራኤል፣ ካብ ኤርትራን ሱዳንን ክመጹ ንዝክእሉ ስደተኛታት ንምዕጋት ሰራዊታ ናብ ውሽጢ ሲናይ ከተዋፍር መንግስቲ ግብጺ ፈቒዱ Radio Erena : 10 August 2015

እስራኤል፣ ካብ ኤርትራን ሱዳንን ክመጹ ንዝኽእሉ ስደተኛታት ንምዕጋት፣ ሰራዊታ ናብ ውሽጢ መሬት ሲናይ ክኣቱ መንግስቲ ግብጺ ከምዝፈቐደ ተገሊጹ። ኣብ ብለንደን ብቋንቋ ዓረብእትሕተም ጋዜጣ ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ ካብ ሓለዋ ዶባት ግብጺ ንዘምለጡ ይኹኑ ብጥይት ንዝወደቑ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ንምእታዎም፣ እስራኤል ክሳብ ውሽጢ ሲናይ ሰራዊታ ከተንቀሳቕስ ካብ ግብጺ ምሉእ ፍቓድ ረኺባ ኣላ። ብመሰረት ጸብጻብ […]

ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ስደተኛታት ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ኣብ ሊብያ ይጽበዩ ምህላዎም ተገሊጹ Radio Erena: 12 August 2015

  ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ኣስታት ፍርቂ ሚልዮን ስደተኛታት ይጽበዩ ምህላዎም፣ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ናይቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ስርሒት ምድሓን ህይወት ናይ ዝተዋፈረ ኣሃዱ ሓይሊ ባሕሪ ብሪጣንያ ምግላጾም ዘ ጋርድያን ኣመልኪቱ። ሓደ ካብቶም ኣዘዝቲ ካፕቴን ኒክ ኩክ ፕሪስት ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ ተረኺቡ ብዘሎ ስለያዊ ሓበሬታ፣ ካብ 450 ሽሕ ክሳብ ፍርቂ ሚልዮን ዝበጽሑ ስደተኛታት፣ ናብ […]

Violent Backlash Against Migrants in Germany as Asylum-Seekers Pour In By MELISSA EDDYAUG. 13, 2015

Migrants waited outside a registration office for asylum seekers in Berlin last month. Credit Sean Gallup/Getty Images Advertisement Continue reading the main story   FREITAL, Germany — Even as Germany has been trying to accommodate a swelling stream of newcomers, the most anywhere in Europe, it is also experiencing a persistent pattern of violence against […]

ጅግና እንተ ሓለፈ ታሪኹ ግን ተራፊ ኢዩ

  ጅግና እንተ ሓለፈ ታሪኹ ግን ተራፊ ኢዩ ኣሎ ንዘላለም ጅግና ሓርበኛ ስውእ እስራኤል ምስግና ኣብ ኣጎስት 1974 ኣብ ኦለይ ዝተባሃለ ቦታ ምስ ጅግና ዶክቶር ኣባ ሺመል ምስ ዋዕሮ ኣለም መስፉን ሰለስቲኦም ጥራይ እንከለዉ ህዝባዊ ሓይልታት ብቅጽል ሺም መዳዳ ወይ ጽረ ግድሊ ተባሂሎም ዝፍለጡ ካባና ካብ ብዓረምረም ንፍለጥ ካብ ሳሕል ሞሊቆም ንከበሳ ክወጹ ኸለዉ ጎፍ […]