Israel top court overturns controversial migrants provision 7 hours ago

. African asylum seekers lean at the fence at the Holot detention centre in Israel’s southern Negev desert, on February 17, 2014, as they join other migrants who came to protest outside the detention facility (AFP Photo/Jack Guez) Jerusalem (AFP) – Israel’s supreme court overturned Tuesday a provision of a law that would have allowed […]

Eritreans fleeing conscription seek refuge in Ethiopia, 11 Aug 2015 19:12 GMT | Human Rights, Humanitarian crises,

Eritrea does not have a war or famine, but it accounts for the second largest number of asylum seekers arriving in Europe after Syria. Many Eritreans also make the dangerous trek across their border to find refuge in Ethiopia. Most of those fleeing are young people who say they want to avoid conscription, a compulsory […]

ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ከም መቀልጸታ ናይ’ቲ ቅድሚ ሕጂ ክገብሮ ዝጸንሐ፡ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ንዘለው ጽጉማት ኤርትራውያን ናይ ምሕጋዝ መደብ፡ ብ8 ነሓሰ 2015 ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ንዝርከቡ ጽጉማት ዝተፈላለየ ሓገዛት ክዕድል ከም ዝጀመረ ካብ’ቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ።

ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ ከም መቀልጸታ ናይ’ቲ ቅድሚ ሕጂ ክገብሮ ዝጸንሐ፡ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ንዘለው ጽጉማት ኤርትራውያን ናይ ምሕጋዝ መደብ፡ ብ8 ነሓሰ 2015 ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ንዝርከቡ ጽጉማት ዝተፈላለየ ሓገዛት ክዕድል ከም ዝጀመረ ካብ’ቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣረጋጊጹ። ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ፡ ብሰንኪ ጸረ-ህዝቢ ስርዓት ህግደፍ ካብ ሃገሮም ወጺኦም፡ ኣብ ዝተፈላለዩ መዓስከር ስደተኛታት ንዝርከቡ ጽጉማት […]

ክሻ በሌ ክትዴረር!‛ ረዴኢ መሓሪ /ኣሇና/ 08 ነሓሰ 2015 ካሌኣይ ክፋሌ

ብሊሽ ታሕሪር! እቶም ናጽነት ዘምጽኡን ባንዳራ ዝተኸለን ጀጋኑ ኤርትራውያን ናብ ጎዲጉዱ ዑራ-ዑሮ ሓቒቖም ኢዮም። ክሻ እቲ ስሇ ናጽነት ኤርትራ ሓንቲ ጸጸር እውን ዘይዯርበየ ወዱ ትግራይ ዴማ ብባንዳራ ሰማእታትና ማዕሪጉ፡ ‚ንጉሰ ነገስት‛ ኮይኑ ይነብር ኣል። እዚ ሕሌሚ ኣይኮነን። ብጋህዱ ጭፍራ ኢሳይያስ ኣብ ሌዕሉ ዯቂ ኤርትራ ዝፈነዉዎ መሰክሕ ኲናት ኢዩ። ‚ኣሌ-ግርዴ ታሕክም ቢሌ ኣያም!‛ ኢልም ሱዲናውያን። ወይ […]

ሓርበኛ ተጋዳሊት ኣዴና ዛይድ ርእሶም ብዝሓደራ ሕማም ብምዕራፋ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፣ መንግስተ ሰማያት ይቀበልኪ ንብል። By assenna on August 9, 2015

ካብ ዓዲ ጥልያን ናብ ሜዳ ብምውራድ ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ተመዲባ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝናበየትን ዝኾስኮሰትን፣ ናብ ቃልሲ ዘሰለፈትን ክብርቲ ሓርበኛ ተጋዳሊት ኣዴና ዛይድ ርእሶም ብዝሓደራ ሕማም ኣብ መበል 77 ዓመት ዕድሚኣ ብምዕራፋ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን እናገለጽና፣ መንግስተ ሰማያት ይቀበልኪ ንብል።ንቤተሰባን ኩሎም ‘ቶም ሓልዮታ ረኺቦም ዝዓበዩን ኣባላት ቤትምህርቲ ሰውራ ድማ ጽንዓት ንምነየሎም። ተጋዳሊት ዛይድ ርእሶም፣ […]

ንቕሓትና ነዕብይ ሳልሳይ ክፋል – ጎዲምና ከንተርፍ ንበራበር By assenna on August 9, 2015

ጎዲምና ከንተርፍ ንበራበር ኣብ ቀዳማይ ክፋልን ፡ ዓማጻይ ኣብ ዝዕመጹ ሰባት ክጥቀመሎም ይኽእል ‘ዩ ኢለ ዝሓሰብክዎም እከይ ጥበባትን ሳዕቤኑን፡ ከምኡ ‘ውን እቶም ግዳያት ዝኾንና ኣብ ምንታይ ክንነቕሕ ከምዘለና ንኣንባባይ ክሕብር ፈቲነ ‘ለኹ። ኣብ ካልኣይ ክፋል ከኣ ሓደ ርእይቶ ወሃባይ ብዝሃበኒ ርእይቶ ምርኩዝ ጌረ ካብ ላንጋ ላንጋ ምዃን ክንድሕን ብዝል መልእክተይ ኣመሓላሊፈ ኣለኹ። ኣነ እቲ ቀዳማይ […]