ዳግመ ውደባ ኣባላት፡ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ጨንፈር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ዝነብሩ ኣባላት ውድብና ብዕለት ጥሪ 29-2017 ሓባራዊ ኣኼባ ብምክያድ ዳግመ ውደባ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ኣኼባ ብሓላፊ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ውደባን ወጻኢ ዝምድናታትን ተማእኪሉ ከምዝተካየደ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ጸብጻብ ሓቢሩ፡፡ እቲ ጸብጻብ ወሲኹ ከምዝሓበሮ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ውደባን […]
PUBLIC ANNOUNCEMENT in Seattle Washington.
Party Night on 28-01-2017 ንኩልም ፈተውቲ ባህልን ሙዚቃን ወጋሕ ትበል ለይቲ ህዝብናን ፈተውትናን ንእስመላሽ ሃይለ ብናይ ባህሊ ኣስተዋጽኦኡ ብሓጎስ የብዕሉ ኣሎዉ ሓጎስን ባህልን ህዝብ ብሙዚቃ ትርግታ ህዝቢ ዘንቀሳቅስ ኣስመላሽ ንምሽላም ንዕድመኩም ቦታ Eeitrean Community 2402 East Spruce ,St, Seattle Washington
ደሓን ኩን ብጻይና ሻምበል ባሻ !
USA BRANCH ደሓን ኩን ብጻይና ሻምበል ባሻ ! ሻምበል ባሻ ገብረሚካኤል፣ ብሰንኪ ዝሓደሮ ሕማም ንሓያሎይ ግዚያት ኣብ ሕክምና ክእለ ድሕሪ ምጽንሑ፣ ብ 17 ጥሪ, 2017 ካብዛ ዓለም ክፍለየና ከሎ፣ ኣመራርሓን ኣባላትን ውድብ ደግሓኤ ዞባ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝተሰምዓና ሓዘን ወሰን የብሉን። ሻምበል ባሻ ገብረሚካኤል ቅድሚ ብ1975 ኣብ ተሓኤ ምስላፉ፣ ኣባል ናይ ኤርትራ ፊልድ ፎርስ ፖሊስ […]
Italy may require asylum seekers to do community service By Anna Momigliano January 25 at 6:00 AM
MILAN — Last year, 181,000 migrants reached Italy by sea, crossing the Mediterranean at the risk of their lives. More are expected to come this year. But Italy, with its sluggish economy, is struggling to host those migrants, especially asylum seekers who are guaranteed six months of free housing and meals under Italian law. Interior […]
Funeral Ceremony Of Dr. Habte Tesfamariam
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2017/2201DHT7-F.html
Home Office Eritrea guidance softened to reduce asylum seeker numbers
www.theguardian.com/uk-news/2017/jan/22/home-office-eritrea-guidance-softened-to-reduce-asylum-seeker-numbers
Forgotten in Prison The Prolonged Detention of Migrants
http://eritreanrefugees.org/wp-content/uploads/2017/01/InIsrael-ForgottenInPrison.pdf
THE LEGACY OF WEDI ALI ዛንታ ስርሒት ፎርቶ ካልኣይ ክፋል January 24, 2017
ድሕሪ “ናጽነት” ንጉጅለ ጠለማት ህግደፋውያን ካብቶም በዳህቲ ዝነበሩ ፍጻመታት ሓደ ዝነበረ ስርሒት ፎርቶ ዝምልከት ሓደ ክፋል ጽሑፍ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣቕሪበልኩም ነይረ፡፡ ነቲ ጽሑፍ ኣንቢብኩም ካብ መላእ ዓለም ሃናጺ ርእይቶታትኩም ዝሃብኩምኒ ዜጋታትን፡ ብተራ ረብሓ ብፍላጥን ዘይፍላጥን ኣብ ደምበ ህግደፍ ተዓስኪርኩም ዝተፈላለየ ኣሉታዊ ርእይቶታት ንዝሃብኩምኒ ሰዓብቲ መገዲ ጥፍኣትን፡ ልዑል ምስገና ከቕርበልኩም ይደሊ፡፡ ኣቱም ወግሐ ጸብሐ […]
ኤርትራ ሓደ ካብ ’ቶ ም ኣ ብነታውያ ን መራሕታ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም ኣፋንያ !ሓጺር ታሪኽ ሂወት ስዉእ ዶክቶር ሃብተ ተስፋማርያም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ። 20 /1/2017
http://gereger.com/data/media/nhHzfG8bL.pdf
ስነ ስርዓት ቀብሪ ናይ ጅግና ሻምበል ባሽይ ተክለሚኤል ኪዳነ ኣብ ሳንድየግ ሰሜን ኣሜሪካ 01/21/2017
ዝክርን ክብርን ንጀጋኑ ስውኣትነ ስነ ስርዓት ቀብሪ ናይ ጅግና ሻምበል ባሽይ ተክለሚኤል ኪዳነ ኣብ ሳንድየግፕ ካሊፎርንያ ሰሜን ኣሜሪካ ህዝቢ ሳንድየጎ ንዝገበሮ ምቅባልን ምትሕብባር ዘሕጉስ ነይሩ