ግንባርሃገራዊድሕነትኤርትራ – ሕድሪ

  ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI   ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ኣብ ነፍስ-ወከፍ ክልተ-ዓመታት ጉባኤክገብር ከም ዘለዎ ብሕገ-ህንጽኡ ግድነታዊ ትእዛዝ ከም ዘለዎ ይፍለጥ። ብእኡ መሰረት ከኣ ኣብ መወዳእታ 2016 ጉባኤ ክገብር ማእከላይ ባይቶ ግሃድኤ-ሕድሪ ኣብ መወዳእታ 2015 ምቅርራብ ክግበር ስራሓት ከም ዘንቀለ ይዝከር። ንጉባኤ እተዳሉ ኣሰናዳኢት ሽማግለ ቆይማ ከኣ ክትሰር ተመዚዛ። እንተዀነ ግን […]

Swiss court tightens asylum criteria for Eritreans AFP AFPFebruary 2, 2017

Geneva (AFP) – A Swiss court has slammed shut the Alpine country’s open-door policy toward Eritreans which had automatically granted them refugee status. In announcing its decision Thursday, the court said the lax policy was unjustified. It had also been criticised by several Swiss politicians who claimed it was being abused. To qualify as a […]

ብፖለቲካዊ ንቕሓት ዘይተደገፈ ምንቅስቓሳት ንለውጢ ኣድማዒ ውጽኢት ከምጽእ ኣይክእልን..ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ፡ 01-02-2017

ብፖለቲካዊ ንቕሓት ዘይተደገፈ ምንቅስቓሳት ንለውጢ  ኣድማዒ ውጽኢት ከምጽእ ኣይክእልን። ብኣፍልጦ ብዕግበት ዝኣተኻዮ ዝኾነ ይኹን ስራሕ፡ ኣብ ጉዕዞ ዘጋጥመካ ብደሆታት ብጽንዓት ሰጊርካ ኣብ’ቲ ዝድለ ሸቶ ከተብጸሖ ሞራላዊ ሓይሊ’ዩ ዝኾነካ። ብኣንጻሩ ኣብ’ቲ ጉዳይ ዕሙቕ ዝበለ ኣፍልጦ ከይሓዝካ ብተራ ድሌት ወይ ይገብሩ ስለ ዘለው ኣነ’ውን ክገብር ብስምዒት ተደፊእካ ምስ ኣትኣትዎ ግን፡ ኣብ’ቲ ዝተደልየ ግዜን ብከም’ቲ ዝተደልየ ኣድማዒ ውጽኢት […]

ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ዜና

  ዳግመ ውደባ ኣባላት፡ ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ – ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ጨንፈር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ዝነብሩ ኣባላት ውድብና ብዕለት ጥሪ 29-2017 ሓባራዊ ኣኼባ ብምክያድ ዳግመ ውደባ ከምዘካየዱ ተሓቢሩ፡፡ እቲ ኣኼባ ብሓላፊ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ውደባን ወጻኢ ዝምድናታትን ተማእኪሉ ከምዝተካየደ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ጸብጻብ ሓቢሩ፡፡ እቲ ጸብጻብ ወሲኹ ከምዝሓበሮ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ህዝባዊ ውደባን […]

PUBLIC ANNOUNCEMENT in Seattle Washington.

Party Night on 28-01-2017 ንኩልም ፈተውቲ ባህልን ሙዚቃን ወጋሕ ትበል ለይቲ ህዝብናን ፈተውትናን ንእስመላሽ ሃይለ ብናይ ባህሊ ኣስተዋጽኦኡ ብሓጎስ የብዕሉ ኣሎዉ ሓጎስን ባህልን ህዝብ ብሙዚቃ ትርግታ ህዝቢ ዘንቀሳቅስ ኣስመላሽ ንምሽላም ንዕድመኩም ቦታ Eeitrean Community 2402 East Spruce ,St, Seattle Washington