ሱዳን፣ ተጨውዮም ዝጸንሑ 11 ኤርትራውያን ከምዝተለቁ ተሓቢሩ

ፖሊስ ሱዳን፣ ኣብ ዞባ ከሰላ ተጨውዮም ዝጸንሑ ሓንቲ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ እትርከቦም 11 ኤርትራውያን ናጻ ከምዘውጽአ ሬድዮ ዳባንጋ ሓቢራ። እቶም ኤርትራውያን ብስግረ ዶብ ናብ ሱዳን ድሕሪ ምእታዎም፣ ብኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ዝተሸጡ ምዃኖም’ያ እታ ሬድዮ ገሊጻ። ዝሓለፈ ሰሙን ፖሊስ ብዘካየዶ ስርሒት ከኣ ኣብ ከባቢ ወዲ ሸሪፈይ ተታሒዞም ድሕሪ ምጽናሕ ናጻ ወጺኦም ኣለዉ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን’ውን 28 […]

ምስጋና ዝኸበርክንን ዝኸብርኩምን ኣሓትን ኣሕዋትን መጽሓፍ፡ ተመክሮ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ንሃገራዊ ናጽነትን ማሕበራዊ ፍትሕን፡ Eritrean Liberation Front (ELF) . Its Struggle For Freedom and Social J u s t i c e ( 1 9 6 1 – 1 9 8 2 ) ካብ ምጅማር ክሳብ ተሓቲማ ንኣንበብቲ እትቐርብ፣ ነዊሕን ጽዑቕ ስራሕን እዩ ተኻይዱ

http://gereger.com/data/media/Z7q4eE4uC.pdf

Yemen refugee boat attack: Survivors speak out

Yemen refugee boat attack: Survivors speak out. Somali refugees who survived an attack on their boat off Yemen are demanding answers. Forty-two died when a military helicopter opened fire on their vessel as they travelled to Sudan. The Saudi-led coalition fighting rebels in Yemen has denied involvement. Many were carrying documents issued by the United […]