ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDR Secretariat of the Central Council

  ናይ ሓዘን መግለጺ ዶ/ር ሃብተ ተስፋማርያም  ናይ ሓዘን መግለጺ ዶ/ር ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ-መንበር ፈጻም ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ’ዛ ዓለም እዚኣ ብመስዋእቲ ከም ዝተፈለየ ዝገልጽ መርድእ ሰሚዕና። ካብ ንእስነቱ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ማሕበር ሸውዓተ) ጀሚሩ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ’ውን ዝቐጸለ፣ ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ’ውን እንተዀነ ሰብኣዊ፡ ማሕበራዊ፡ ደሞክራስያዊ ፖለቲካዊ ኩሉ መዳያዊ […]

RIP Doctor Habte Tesfamariam,ቃል ሓዘን ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም .

He was a remarkable Eritrean hero and one of the legend Eritrean freedom fighters who spent his entire adulthood life for the good of his people and his country. He will be issed greatly by all freedom and liberty lovers ሎሚወን ኤርትሩ ሓደ ካብቶም ንጹሃት ሓርበኛታት ኸሲራ ጽንዓትን ሓቦን ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ንስዉእ ጅግና ዸ […]

ኣተሃላልዋ ደምበ ተቓውሞ፣ ብወዲ ባሻይ!! ጀርመን

ኣተሃላልዋ ደምበ ተቓውሞ፣ ብወዲ ባሻይ!! ጀርመን ዋላኳ ኣብቲ ናይ ሓፈሻዊ ፍሽለት ደምበ ተቓውሞ እጃማ ትስከም ውድብ ትኹን እምበር ውሻጠኻ ከይፈተሽካ ብዛዕባ ምድሪቤት ጎረበት ምዝራብ ቁቡል ኣይውሰድን ኣይወስዶን፣ ብስነ ሕልናውን ሞራል ኣይህብን። ስለዚ ኣተሃላልዋ ደምበ ተቓውሞ ክበሃል ከሎ ካብ ውሻጠኻ ምንቃል ቀዳምነት ምሃብ እዩ ዝምረጽ ዝብል እምነት ኣሎኒ፣ እምበኣር ኣብዚ ሕጽር ሕጽር ዝበለ እሞ ንትዕዝብቲ ክሕግዝ […]

መብርሂ ንሓላፍነት ዝጐደሎ መግለጺ

  ዝተጻሕፈ ኣብ ትሕቲ “ውድባዊ መግለጺ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ሕድሪ” ዝብል ኣርእስቲ፣ ብስም ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ -ሕድሪ ብዕለት 09-01-2017 ዝወጽአ መግለጺ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ተዘርጊሑ ርኢና። መግለጺ ዝብል ኣርእስቲ ደኣ ይወሃቦ እምበር፣ እቲ ጉዳይስ ቅኑዕ ሓበረታ ንኸይፍለጥ ነቲ ኲነታት ሓላሊኽካን ኣደናጊርካን ኣብ ደበንገረ ኣእቲኻ እቲ ሓቂ ንኸይፍለጥ ንምሽፋን ተባሂሉ ዝተኣለመ ምዃኑ ንምርድኡ ኣየጸግምን […]

Obama adds Alabama civil rights area to Park Service JAY REEVES,Associated Press 3 hours ago

    BIRMINGHAM, Ala. (AP) — President Barack Obama signed an order Thursday designating an historic civil rights district in Alabama as a national monument, placing several blocks of a city once rocked by racial violence on par with landmarks including the Grand Canyon. The National Park Service will now have oversight of a downtown […]

King Solomon-era fort in southern Israel reveals its secrets

Archaeologists in Israel are unraveling the complex history of an ancient military fortification dating to the reigns of Kings Solomon and David. The gatehouse complex, which dates to the 10th century B.C., was unearthed in Southern Israel’s Timna Valley in 2014. Recent analysis of organic remains found within the fortification’s donkey stables, however, has given […]