www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2018/1203WO8-01RT.pdf
ክብሪ ንሓርበኛዊት ኤርትራዊት ኣደ! ብ’ዮውሃንስ ጸጋይ
http://snitna.com/articles/celebrating_march_8_international_womens_day.php
መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ብዛዕባ 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ
ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ዝጀመረሉ ቀንዲ ምኽንያት ካብ ናይ ስራሕተኛታት ምንቅስቃሳት ኣብ ምጅማር ዕስራ ክፍለ-ዘመን ኣብ ሰምየን ኣመሪካን ኤውሮጳን እዩ። ኣብ 28 የካቲት 1908 ኣብ ነውዮርክ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኣልባሳት እተፍሪ ዝነበረት ትካል ዝሰርሓ ዝነበራ ደቂ-ኣንስትዮ ጸረ- ሕማቕ ኣተሓሕዛን ኲነታትን እታ ትካል ኣመልኪተን ሰላማዊ ሰልፊ ገበራ። ንዓመትኡ ኣብ 28 የካቲት 1909 ንኽብርን ዝኽርን ሰራሕተኛታት […]
Former Minister’s Reported Death Highlights Eritrea’s Secret Prisons
www.voanews.com/a/former-minister-reported-death-eritrea-secret-prisons/4284389.html
More dissent in Eritrea, a country where dissent is not tolerated ብናይ ሐጅ ሞሐመድኑር መስዋእቲ ኣብ ኣስመራ ብህዝቢ ዓቢ ተቃውሞ ይስማዕ ኣሎ።
The death of a respected elder while in jail has prompted an outpouring of grief and anger on the streets of Asmara. http://africanarguments.org/2018/03/07/more-dissent-in-eritrea-a-country-where-dissent-is-not-tolerated/
እቲ ቁም-ነገር ተስፋ ምቑራጽ ዘይኮነ፡ ንዝበደልካዮ ህዝቢ ብወግዒ ይቕሬታ ሓቲትካ ምኽሓስ’ዩ።ሮቤል በርሀ ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ
www.gereger.com/data/media/iIuvzmNsg.pdf
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ኣቦና ሐጅ ሙሳ መሐመድ ኑር። ጽንዓት ንስድራቤትን ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራን።
መርድእ ኣቦና ሐጅ ሙሳ መሐመድ ኑር ሕጂ ኣይኮነን ዓሪፉ ካብታ ንህዝቡ ኣጆኻ ጽናዕ ንመሰልካ ጠጠው በል ኢሉ ዝትቃወመላ ዕለት ኣትሒዙ ኢዩ ተሰዊኡ።ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ኩቡር ዋጋ ከፉሉ።ጽንዓት ማለት ትርጉሙ ነዚ ኑኡስ ወልዶ ብግብሪ እምበር ብጃህራ ከምዘይመጽእ ዓቢ ትምህርትን ተሪኽን ሐዲጉ።እምበኣር እዞም ጀጋኑ ኣቦታትና እቲ ቆራጽነቶም ስጋብ ሕጂ ስረኦም ከምዘይፈትሑ ንጸላኢ ድቃስ ዝኸልእ መልእኽቶም ብዝተፈላለየ መልክዕ […]
Deportation or prison: Israel’s African asylum seekers
Al Jazeera speaks to Eritreans in Israel who are facing a tough decision: deportation or imprisonment. 03 Mar 2018 13:35 GMT Israel, Asylum Seekers, Eritrea, Immigration, Human Rights
ሓድነት ኤርትራዉያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK
ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 11 መጋቢት 2018 ካብ ሰዓት ሓደ ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ ዝገበርናዮ ሥራሓትን፡ ንዝመጽእ ሒዝናዮም ዘለና መደባትን፡ ከምኡ`ውን ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ፖሊቲካ […]
Eritrean Relief and Development Association ዑደት ንረድኤት ብማሕበር ረድኤትን ምዕባሌን ኤርትራ
ዑደት ንረድኤት ብማሕበር ረድኤትን ምዕባሌን ኤርትራ ማሕበር ረዲኤትን ምዕባሌን ኤርትራ (ማረምኤ) ከም ግብረሰናይ ማሕበር መጠን፡ ነጻ ዝኾነ ሰብኣዊ ናይ ረድኤት ማሕበር ኢዩ። ካብ ሃገርና ኤርትራ ንዝተፈናቐሉን በብግዜኡ ዝስደዱን ስደተኛታት ኤርትራውያን ብንኡስ ዓቕሙን ብናይ ደገፍቱ ሓደ ሓደ ግብረ-ሰናያት ንኡሳን ማሕበራትን ኣዝዮም ግዱሳት ውልቀ-ሰባትን እናተሓገዘ ክረድእ ዝጸንሐን ዘሎን ማሕበር ኢዩ። ሕጋዊ ኣፍልጦ ረኺቡ ከም ናይ ወጻኢ ናይ […]