ኣብ ሓባራዊ ዕዮ ዘድልዮ ሃገራዊ ጉዳይ፡ ሓታትን ተሓታትን ክህሉ ኣለዎ። ተሓታቲ ናይ’ቲ ሓባራዊ ሃገራዊ- ስራሕ መደባት ቀላሲ፡ ዕለታዊ ንጥፈታት ተቖጻጻሪ መራሒ ማለት’ዩ። ሓታቲ ድማ፡ መሰረትን በዓል ቤትን ናይ’ቲ ሓባራዊ ጠለብ ኮይኑ፡ ምንጪ ፍልጠት፡ ጉልበት፡ ገንዘብ ብምዃን በቲ መራሒ ስራሕ እናተኣልየ ጭቡጥ ዓቕሙን ዝነበረሉ ከባብን ብዝፈቕዶ መሰረት፡ ብዝተወደበ ኣገባብ ናቱ ምቅሊት ስራሕ ወሲዱ ኣብ ተግባር ዝዋሳእ […]
ህዝቢ ኤርትራ ወትሩ ምስ ተገፍዔ,ኣብ ከባቢ ሸግርኒ ብሐደጋ, ህልቀት መንእሰያት ምስ ሰማዕኩ,ወየ ወየ ደቀየ እንዳ በልኩ ማንታ ማንታ ነቢዔ,,
በርሀ ዑቅባዝጊ 18-04-2018 ወየ ወየ ደቀየ www.gereger.com/data/media/slMPzOVH7.pdf
መለለዪ ገጽ ሰብ ኣብ ፌስቡከ ክሲ ኣጋጢምዎ
www.bbc.com/tigrinya/news-43793176
መጸዋዕታ ንኩለን ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተቀማጦ ጀርመ ንዕለት 05/5/2018
ኣገዳሲ ሓበሬታ መጸዋዕታ ንኩለን ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ተቀማጦ ጀርመን ብመሰረት እቲ ኣብ ደንሃክ-ሆላንድ ብደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራውያን ዝተጋብአ ዋዕላ ምርኩስ ብምግባር ኩሉና ማሕበራትን ውልቀ-ሰባትን ድቂኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣብ ንነብረሉ ሃገራት ኣብ ህልዊ ኩነታት ደቂ ኣንስትዩ ዘተኮረ ሓደ ጥርኑፍ ዝኾነ ኣስራርሓ ንክህልወናን ስፍሕ ዝበለ ናይ ምርድዳእን ምይይጥ ባይታ ከነጣጥሕ ኣብ`ቲ ብቀዳም ዕለት 05/5/2018 ልክዕ ሰዓት 14:00 ድሕሪ ቀትሪ እነካይዶ ኣኼባና […]
ዕዉት ስርሒት ኣብ ከባቢ ሩባ ዓንሰባ “ሃገርካ ክዝመት ዓይንኻ ነይዕመት” !!
www.gereger.com/data/media/BhuB5pgBr.pdf
መግለጺ ዋዕላ ኤርትራዊ ሃገራዊ ዘተ !!
www.gereger.com/data/media/LBaKXIe5Y.pdf
Israel says to send 16,000 African migrants to Western countries
www.yahoo.com/news/israel-u-n-reach-deal-deport-african-migrants-112711994.html
ኣልቤርቶ ፖለራ፡መን ኢዩ፧ቀዳማይን ካልኣይ ክፋል
www.gereger.com/data/media/EpQzsMh0z.pdf www.gereger.com/data/media/L5tidZABs.pdf
ከሰላ፣ ኣብ ሓደ መስጊድ ብኻራ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም
ኣብ ምብራቓዊ ሱዳን፣ ከተማ ከሰላ፣ መንነቱ ዘይተነጸረ ሰብ ብሰሉስ 27 መጋቢት፣ ኣብ መስጊድ ብዝፈጸሞ ናይ ካራ መጥቃዕቲ ሰለስተ ሰባት ከምዝቐተለ ንፖሊስ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። ሓላፊ ፖሊስ ከተማ ከሰላ ያሒ ሱለይማን ብዝሃቦ ጸብጻብ፣ ካራ ዝሓዘ ሰብ ናብቲ መስጊድ ብምእታው፣ ኣብ ጸሎት ንዝነበሩ ሰባት ክሰምዕዎ ዓው ኢሉ ከምዝጨደረ ይጠቅስ። እንተኾነ ዝሰምዖ ሰብ ስለዝሰኣነ፣ ኣብ ቅድሚኡ […]
ምጥራዝ ኣፈሪቃውያን ስደተኛታት ካብ እስራኤል ተናዊሑ
www.bbc.com/tigrinya/news-43552091