Sudan vows continued efforts to combating illegal migration (ሱዳን ኣንጻር ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ጎስጓስ ቀጻሊ ስራሕ ከምትሰርሕ ሐቢራ።)

March 13, 2018 (KHARTOUM) Sudan’s Foreign Minister Ibrahim Ghandour has underlined his country’s readiness to participate in international efforts to combating human trafficking and illegal migration. Eritrean migrants wait aboard a navy ship in the Sicilian harbour of Augusta, March 4, 2015 (Photo Reuters/Antonio Parrinello) Ghandour on Monday discussed with the visiting Director General of […]

መግለጺ ኤርትራዊ ሃገራዊ ግንባር ብዛዕባ 8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ

  ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ዝጀመረሉ ቀንዲ ምኽንያት ካብ ናይ ስራሕተኛታት ምንቅስቃሳት ኣብ ምጅማር ዕስራ ክፍለ-ዘመን ኣብ ሰምየን ኣመሪካን ኤውሮጳን እዩ። ኣብ 28 የካቲት 1908 ኣብ ነውዮርክ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኣልባሳት እተፍሪ ዝነበረት ትካል ዝሰርሓ ዝነበራ ደቂ-ኣንስትዮ ጸረ- ሕማቕ ኣተሓሕዛን ኲነታትን እታ ትካል ኣመልኪተን ሰላማዊ ሰልፊ ገበራ። ንዓመትኡ ኣብ 28 የካቲት 1909 ንኽብርን ዝኽርን ሰራሕተኛታት […]

More dissent in Eritrea, a country where dissent is not tolerated ብናይ ሐጅ ሞሐመድኑር መስዋእቲ ኣብ ኣስመራ ብህዝቢ ዓቢ ተቃውሞ ይስማዕ ኣሎ።

The death of a respected elder while in jail has prompted an outpouring of grief and anger on the streets of Asmara. http://africanarguments.org/2018/03/07/more-dissent-in-eritrea-a-country-where-dissent-is-not-tolerated/

መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክቡር ኣቦና ሐጅ ሙሳ መሐመድ ኑር። ጽንዓት ንስድራቤትን ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራን።

መርድእ ኣቦና ሐጅ ሙሳ መሐመድ ኑር ሕጂ ኣይኮነን ዓሪፉ ካብታ ንህዝቡ ኣጆኻ ጽናዕ ንመሰልካ ጠጠው በል ኢሉ ዝትቃወመላ ዕለት ኣትሒዙ  ኢዩ ተሰዊኡ።ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን  ኩቡር ዋጋ ከፉሉ።ጽንዓት ማለት ትርጉሙ ነዚ ኑኡስ ወልዶ ብግብሪ እምበር ብጃህራ ከምዘይመጽእ ዓቢ ትምህርትን ተሪኽን ሐዲጉ።እምበኣር  እዞም ጀጋኑ ኣቦታትና እቲ ቆራጽነቶም ስጋብ ሕጂ ስረኦም ከምዘይፈትሑ ንጸላኢ ድቃስ ዝኸልእ መልእኽቶም ብዝተፈላለየ መልክዕ […]

ሓድነት ኤርትራዉያን ንፍትሒ ዓባይ ብሪጣንያ ERITREAN UNITY FOR JUSTICE – UK

ዕድመ ናብ አኼባ ሓድነት ኤርትራውያን፡ ኣብ ከተማ ሎንዶን ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ደቂ ሃገርና፥ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፥ ንዕለት 11 መጋቢት 2018 ካብ ሰዓት ሓደ ድ.ቀ. ዝጅምር ሕዝባዊ ኣኼባ ክነካዪድ ስለዝኾና፡ ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ኣብ`ዚ ኣኼባ`ዚ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ ዝገበርናዮ ሥራሓትን፡ ንዝመጽእ ሒዝናዮም ዘለና መደባትን፡ ከምኡ`ውን ህልው ኩንተታት ሕዝብናን ፖሊቲካ […]