www.theguardian.com/world/2018/feb/15/ethiopia-prime-minister-hailemariam-desalegn-resigns-after-mass-protests
The mysterious death of Mahmoud Ibrahim Muhammad Saeed (Chekini)
Researched and compiled by Resoum Kidane; with contribution by Mamanesrit Idris. 12-02-2018 www.ehrea.org/CHKIN.php
ደምዳሚ መግለጺ ዋዕላ፡ ኣርባዕተ ፖሎቲካዊ ዉድባት ኤርት
ኣርባዕተ ውድባትና፡ ስምረት ምንቅስቓስ ኤርትራውያን ንድሕነት ሃገር(ስምረት)፡ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቓስ ሓርነት ኩናማ ኤርትራ (ዲምሓኩኤ)፡ ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ (ሰደግኤ)ን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ-ሕድሪ (ግሃድኤ- ሕድሪ)፡ ካብ ሕዳር 2015 ጀሚሮም፡ ህዝብን ሃገርን ካብ ዘንጸላለዎም ዘሎ ናይ ብርሰትን ምብትታንን ሓደጋ ንምድሓን፡ ዓቕምታቶም ጠሚሮምን ኣወሃሂዶምን ክቃለሱ ብዝበጽሑዎ ስምምዕ፡ ንምዕዋቱ ዕቱብ ጻዕርታት ከካይዱ ጸኒሖም እዮም። በቲ ዝበጽሑዎ ስምምዕ መሰረት ከኣ፡ […]
መዝሙር ሓድነት ብስራሕን ብዛዕባ እቲ ትጣበቐሉ ህዝቢ ምስትራኸብ እምበር ብክልሳ ሓሳብን ኣዳራሻትን ኣዳራሽ ቀይርካ ስለ ዝተዛተኻን ዝተሰማማዕካን ኣይረጋገጽን እዩ”
www.gereger.com/data/media/5lMK7JdFy.pdf
DJIBOUTI’S BOOMING NIGHTLIFE SCENE — FUELED BY FOREIGN MILITARIES
www.ozy.com/fast-forward/djiboutis-booming-nightlife-scene-fueled-by-foreign-militaries/83447
ብርሃን መዓስከር ስደተኛታት ማይ-ዓይኒ
www.bbc.com/tigrinya/news-42900116
መደብ ምቅላዕ ምስሉያት ወ ዕሱባት ህግደፍ ሃገራዊ ድሕነት ዶ … ሃገራዊ ጥፍኣት ?
ብዙሕነት/ድርብነት(Pluralism)
www.gereger.com/data/media/QX0LZP7Ay.pdf
እንታይ ዶ ኢልና ኢና እንትርፎ ድኻ ተበደለ ፍትሒ ጎደለ፡ኣበድ ተስፋይ
ኣብ ሃገር ፍትሒ እንድሕር ዘይሃልዩ ፍረ ዝርከቦ ስራሕ የለን፣ ንውሑዳት ከተገልግል ድማ ትግደድ፣ ኣቦታት ሕጊ እንዳባ ”ነዊሕ ኣይዘላ ሓጺር ኣይሰልኳ” ክብሉ ከለዉ፡ ማዕረ ክንደይ ኣብ ፍትሒ ክብሪ ከም ዝነበሮም ኢና ንግንዘብ። ፍትሒ ምህላው ብሰላም ሰብካን ንብረትካን ተሓልዩ ምንባር ማለት እዩ። ኣብ ሃገርና እምበኣር ፍትሒ ስለ ዘየለ ሰብናን ንብረትናን ዋላ ሓንቲ ውሕስነት የብሉን። ንሓደ ዜጋ ብጸልማት […]
ኣብ ኢትዮጵያ ዝተገብረ ዘተ ምስ መንግስቲ ሱዳን ኢጅፕትን ኤርትራ ኣብ ተጠንቀቅ ከምዘላ ይግለጽ
መንግስቲ ኤትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበርቶ ስምምዕ ምስ ሱዳንን ኢጅፕትን ብዘዕባ ህሉዊ ኩነታት ናይ ናይል ሕጂ ውን መን ይቆጻጸሮ ኣብዝበል ውጥር ኣትዮም ኣብዘይምትእምማን በጺሖም ከምዘለዉ ይግለጽ።ብተወሳኪ ውን ወትሃደራት ሱዳን ኣብ ዶብ ከሰላ ከምዘላዉ ኣብ ተዳሎን ናይ ወታሃድራዊ መምርሒ ይጽበዩ ከምዘልዉን ኣብ ቪድዮ ቀዲሖም ኣንጻር ኢጅፕትን ኤርትራን ኣብ ተፋጠጥ ይርከቡ።