ናይ ስዑዲ ፕሪንስ ሙሐመድ ቢን ሳልማን ብቕትለት ጆርናሊስት ጀማል ካሾጊ ብሑቡራት ኣመሪካ ናይ እገዳ መቅጻዕቲ ክግበረሉ ሙካኑ ይግለጽ፡ብተወሳኺ ኣብ የመን ኢሰባኣዊ ዝኾነ ደብዳብ ኣብ ርእሲ ህጻውንቲ ዘካይዶ ዘሎ ህልቂት ኣብ ግምት ብምእታው ብመትከል ከምትኹንኖ ይሕብሩ።እዚ ጉዳይ እዚ ን ኤርትራ ይጸልዋ ዶ እንተበልና እወ ናይ ሱዑዲ ነፈርቲ ውግእ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ምህላወን ካቡኡ ተበጊሰን ውን ደብዳብ ናብ […]
Eritrea breakthrough as UN sanctions lifted 14 November 2018
https://www.bbc.com/news/world-africa-46193273?SThisFB&fbclid=IwAR2M_uzF6C4QBbAv600MH9cGj5soJmRvx9ExzrNW1w561PWP7DQqIWPLc3Y
የመን፡ ወደባዊት ከተማ ሑደይዳ ብጻዕቂ ደብዳብ ትነድድ ኣላ
https://www.bbc.com/tigrinya/news-46176712
ክፍት ደብዳቤ ለፕረዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ! ኢትዮጵያውነት የኤርትራን ሕዝብ በማቆርቆዝ ኣይረጋገጥም ! እንኳንስ የኤርትራ ሕዝብ ቅማልም ቢሆን ሱሪ ያስፈታል !
ከኢትዮጵያዊ ወታደር፡፡ http://www.gereger.com/data/media/0EioJhuZE.pdf
Untimely, unwise: Ethiopian activist jumps the gun on Afwerki’s visit
http://www.africanews.com/2018/11/09/untimely-unwise-ethiopian-activist-jumps-the-gun-on-afwerki-s-visit/?fbclid=IwAR3rFW3A0gDH9QA_F4bMuwmqR2MpT97xmogzNudwVBVDAMBOu-vbtJ2H5cM
መልሲ ንነጋድራስ ዳዊት ገብረዝጊኣብሄር ዘቢሄር ትግራይ፡ ኢትዮጵያ ሃይለ ገብረትንሳኤ 4 ኖቬምበር 2018
http://gereger.com/data/media/Zic8XCOrJ.pdf
ኤርትራና ክሓልፈላ፡ ስርዓት ምልኪ ንእለየላ!
gereger.com
ኣፍሪቃዊ ኮሚሽን ሰባዊ መሰላት መንግስቲ ኤርትራ ድሕትነት ብርሃነ ኣብርሀ ከረጋግጽ ጸዊዑ
https://www.bbc.com/tigrinya/46079840
ህዝባዊ ሰሚናር ብዝከኣለና ቀዳምነቲ ሰርዕና ክንሳተፍ ንላቦ ።Public Seminar
ሓበሬታ Announcement
3ይ ስሩዕ ኣኼባ ኤርትራዊያን ነበርቲ ኦታዋ ንሰንበት ዕለት 4 ሕዳር 2018 ምኻኑ እንዳሓበርና ኩሉ ብሃገሩ ዝግደስ ኤርትራዊ ክሳተፍ ንጽውዕ:: Our 3rd regular meeting is scheduled for Sunday Nov. 4, 2018. All Eritreans are welcome > ካብ ውልቐ-ምልኪ ናብ ስርዓተ-ሕጊ ንምስግጋር >ኤርትራዊ ሃገራዊ ወኒ ናብ ንቡር ንምምላስ > ፍልልይና ኣጽቢብና ብዙሕነትና ግርማ መንነትና ምዃኑ ንምስትምቓር >ብስርዓተ-ሕጊ […]