ንኩሉ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጻውዒት ሕጂስ ይኣክል ኢልና ባዕልና፡ ብዛዕባ መሰልን፡ ክብርን፡ ህዝብናን፡ ልዕላውነት ሃገርናን፡ ንውስን።
ሕጂስ ይኣክል ክቡራትን፡ ክቡራንን ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን፡ ኣብ’ዛ ግዜ’ዚኣ ኤርትራ ሃገርና፡ ብኣማእት ኣሸሓት፡ ዝቑጸር ሂወት ጀጋኑኣን፡ ናይ ኣሽሓት ምልዮናት ዝዋግኡ ካሊእ ሃብትን ፡ንዋትን፡ ከፊላ ዘምጽኣታ ነጻነት ሃገር፡ ብውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈዎርቂን ውሑዳት ዓሽኽሩን ብጥልመት ተመንዚዓ ኣብ መዘና ዘይብሉ ህዝባዊ ህልቂትን፡ መከራን፡ ውርደትን፡ ሃገራዊ ዕንወትን ፡ ድሕሪ ምጽንሓ፡ ሕጂ’ውን እንተኾነ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን፡ ኣብ […]
ዕድመ ፡ ንሰፊሕ ህዝባዊ ፡ ዘተ ንዕለት 10-12 Agust 2018 ኣብ
www.gereger.com/data/media/ensc5TpdK.pdf
ባድመ: ድልድል ፍቕርን ሕውነትን
www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2018/0907HA8-04AT.pdf
“ጋሻ ኣለና ተዳለዉ” ምምሕዳራት ኤርትራ
www.bbc.com/tigrinya/news-44750493
Eritrea’s president visits Abu Dhabi crown prince
www.yahoo.com/news/eritreas-president-visits-abu-dhabi-crown-prince-084348018.html
Eritrea and peace with Ethiopia: Four questions
www.yahoo.com/news/eritrea-peace-ethiopia-four-questions-112616175.html
ደምዳሚ መግለጺ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ (ማ. ባ.) ግሃድኤ-ሕድሪ
ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI ማእከላይ ባይቶ (ማ.ባ.) ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ- ሕድሪ (ግሃድኤ-ሕድሪ) ካብ ዕለት 30 ሰነ ክሳብ 01 ሓምለ 2018 ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣቓኒዑ። እዚ ኣኼባ’ዚ ክካየድ ከሎ ኣካቢቦምና ዘለዉ ኣህጉራውን ዞባውን ህሉዋት ኲነታት፣ ግሃድኤ-ሕድሪ ብከም’ዚ ዝስዕብ ብዕቱብ ገምጊሙ። ብመጀመርያ ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ብኣህጉራዊ ደረጃ ክትአ ከሎ፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ በይናዊ ስጉምትታት እንዳወሰደት […]
The Latest: Spain Rescues 63 Migrants Near Southern Coast
www.usnews.com/news/world/articles/2018-06-30/the-latest-spain-rescues-63-migrants-near-southern-coast
ERITREAN NATIONAL SALVATION HIDRI
መግለጺ መሪር ሐዘን ንፍትሒ ብጻይና ገዛኢ ኪዳነ ካብ ግዜ ንእስንቱ ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ንምእንቲ ነጻነትን ሓርነትን ክብል ምስ ደሞክራስያዊት ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ብምስላፍ ሃገራዊ ተራኡ ዘበርከተ ተባዕ ተቓልሳይ እዩ ነይሩ። ብድሕሪ ምርግጋጽ መሬታዊ ነጻነት ኤርትራ’ውን እንተኾነ ነቲ ብጊሓቱ ዘስተበሃለሉን ዝኣመነሉን ፍትሓዊ ቃልሲ ሕቶ ህዝቢ ኤርትራ ንምፍታሕ፡ ብምሉእ ዓቅሙን […]