ኣገዳሲ ሐበሬታ ንኹሉ ደላይ ፍትሕን ብሃገሩ ዝግደስ ኤርትራዊ ኩሉ ኣድህቦና ናብ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ጀነቫ ኣብ ዓለም ሰላም ኩሉ ነገር እዩ። ሰላም ቅሳነት፡ ምዕባለን ዕብየትን’ዩ። ኣብ ሰላም ፖለቲካዊ፡ ቊጠባዊ፡ ማሕበራዊ፡ ዲፕሎማስያዊ ጉዳያት ንረብሓ ህዝቢ ዘገልግል ምዕባለታት ብዘይምቊራጽ ከመዝገብ ይከኣል እዩ። ኣብ ቅሳነትን ምዕባለን ዝሰፈነሉ፣ ልዕልነት ሕጊ ዝተረጋገጸሉ ራዕድን ጥሜትን ቦታ የብሎምን። ፍልጠት ይምዕብል […]
German minister expresses optimism after visit to Eritrea
A decline in migrants from Eritrea is expected after the country and Ethiopia have made peace, Germany’s development minister said on Friday after visiting the long-reclusive country. Gerd Mueller spoke to reporters in Ethiopia after meeting Eritrea’s longtime President Isaias Afwerki. Eritrea has been a major source of migrants fleeing toward Europe and elsewhere, […]
ጀርመን፣ ጓል 56 ዓመት ሰበይቲ ብምዕማጽ ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ካብ 6 ክሳብ 8 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም Radio Erena
ኣብ ምብራቕ ጀረመን፣ “ኣብ ምእራይ ጠረሙዝ ንዝነበረት ጓል 56 ዓመት ሰበይቲ ተጋሲስኩም፣” ተባሂሎም፣ ዝተኸሱ ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ነፍሲ ወከም ካብ 6 ክሳብ 8 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም። ማዕከናት ዜና ጀርመን ብዘቕረብኦ ሓበሬታ፣ እቶም ሓተቲ ዑቕባ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ነታ ኣብ ጎደና ንዝተደርበየ ጥርሑ ጠራሙዝ ብምእካብ እናሸጠት እትናበር ሰብይቲ፣ ብእኩብ ከምዝዓመጹዋ’ዮም ተኸሲሶም። ጉዳዮም ብቤት ፍርዲ ክርአ ድሕሪ […]
ሓጋዚ ፕሮፌሰር መረሳ ፀሃየ፡ “እቲ ፌደራላዊ ንግዝኡ ይኹን ንሓዋሩ ተዳኺሙ ኣሎ”
https://www.bbc.com/tigrinya/news-45260001
ጥምረት ኤርትራዊ ፖለቲካዊ ውድባት ሰሜን ኣሜሪካ ንሰላማዊ ሰልፊ ጀኔ ቫ ደገ ፉ ይህብ
http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/headingMap/2018/2208CSU8-09AT.pdf
ፕረዚደንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ናብ ክልል ኣምሓራ ዑደት ክገብር’ዩ
https://www.bbc.com/tigrinya/news-45219431
ኤርትራዉያን ስደተኛታት ኣብ ሊብያ፡ “ብኣና ክጻወቱ’ዮም ዝዉዕሉ”
https://www.bbc.com/tigrinya/news-45210582
Breaking News ሰራዊት ኢትዮጲያ ካብ ሸራሮ ናብ ‘ማእኸል ዓዲ’ ሰራዊት ክግዕዝ እዩ BBC tigrina.
ሰራዊት ኢትዮጲያ ካብ ሸራሮ ናብ ‘ማእኸል ዓዲ’ ሰራዊት ክግዕዝ እዩ
UAE deploys Wing Loong II UAV to Eritrea
https://www.janes.com/article/82382/uae-deploys-wing-loong-ii-uav-to-eritrea?from_rss=1
ታሪኽ ኤርትራ ከይፈርስ፡ ኤርትራዊ መንነት ከይድምሰስ፡ ኤርትራዊ ልዑላዉነትና ነዉሕስ
ግላዊ ርእይቶይ ንደለይቲ ፍትሒ፡ http://www.gereger.com/data/media/TbZk7ehq4.pdf