መንእሰያት ኤርትራ፡

ኣበድ ተስፋይ ብዘይካ እቶም ብመርገም ወለዶም ድዩ ብኻልእ ጸረ ሃገረ ኤርትራን ኤርትራውነት ደው ዝብሉ ኤርትራውያን ናብኦም ዝቐንዕ መልእኽቲ የብለይን፡እላ ይቕሬታ ሓቲቶም ኣብ ደምበ ሃገራውያን ደለይቲ ፍትሒ ክምለሱ ፍቓደኛታት ክሳብ ዘይኮኑ፡እዚኣቶም ጸላእቲ ሓድነትን ኤርትራዊ ሃገርነትን ዝኾኑ ጎረባብቲ ዝፈጠርዎም ስለ ዝኾኑ፡ ገና ዕንቅፋቶም ክቕጽል እዩ።እቶም ሃገራውያን ኣብ ሓንቲ ጥምርቲ ኤርትራ እትኣምኑ ግን፡ኣብ ኩሉ ዘለኹም ማለት ኣብ ህግደፍ […]

ግንባር ሃገራዊ ድሕንት ኤርትራ-ሕድሪ ERITREAN NATIONAL SALVATION FRONT – HIDRI

ኣገዳሲ ሐበሬታ ንኹሉ ደላይ ፍትሕን ብሃገሩ ዝግደስ ኤርትራዊ   ኩሉ ኣድህቦና ናብ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣብ ጀነቫ ኣብ ዓለም ሰላም ኩሉ ነገር እዩ። ሰላም ቅሳነት፡ ምዕባለን ዕብየትን’ዩ። ኣብ ሰላም ፖለቲካዊ፡ ቊጠባዊ፡ ማሕበራዊ፡ ዲፕሎማስያዊ ጉዳያት ንረብሓ ህዝቢ ዘገልግል ምዕባለታት ብዘይምቊራጽ ከመዝገብ ይከኣል እዩ። ኣብ ቅሳነትን ምዕባለን ዝሰፈነሉ፣ ልዕልነት ሕጊ ዝተረጋገጸሉ ራዕድን ጥሜትን ቦታ የብሎምን። ፍልጠት ይምዕብል […]