መንእሰያት ኤርትራ፡

ኣበድ ተስፋይ ብዘይካ እቶም ብመርገም ወለዶም ድዩ ብኻልእ ጸረ ሃገረ ኤርትራን ኤርትራውነት ደው ዝብሉ ኤርትራውያን ናብኦም ዝቐንዕ መልእኽቲ የብለይን፡እላ ይቕሬታ ሓቲቶም ኣብ ደምበ ሃገራውያን ደለይቲ ፍትሒ ክምለሱ ፍቓደኛታት ክሳብ ዘይኮኑ፡እዚኣቶም ጸላእቲ ሓድነትን ኤርትራዊ ሃገርነትን ዝኾኑ ጎረባብቲ ዝፈጠርዎም ስለ ዝኾኑ፡ ገና ዕንቅፋቶም ክቕጽል እዩ።እቶም ሃገራውያን ኣብ ሓንቲ ጥምርቲ ኤርትራ እትኣምኑ ግን፡ኣብ ኩሉ ዘለኹም ማለት ኣብ ህግደፍ […]